ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢድ ምእታው ተቐባልነት የብሉን – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሉኣላዊት ሃገር ኢድ ምእታው ዘይፍትሓዊ ኣካይዳ ስለዝኾነ ተቐባልነት የብሉን” ክብል ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፁ።
እቲ ቤት ምኽሪ “ንኢትዮጵያ ጠጠው ክብል ኢየ፤ ድምፀይ ከስምዕ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ…