Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2022

ሚዲያታት ሃገርና ተወዳዳራይነቶም ዘዕብዩ ናይወፃኢ ተሞክሮ ንኽረኽቡ ከምዝሰርሕ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚዲያታት ሃገርና ተወዳዳራይነቶም ዘዕብዩ ናይወፃኢ ተሞክሮ ንኽረኽቡ ከምዝሰርሕ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልዩ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር እዚ ዝበሉ ኣመራርሓታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ኳታር ዶሃ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…

ህንዲ ኣብ ተለዋጢት ኣባልነታ ኢትዮጵያን ብዝምልከት ዘርአየቶ ቅዋም ዝነኣድ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተለዋጢት ኣባል ኣብ ዝነበረትሉ እዋን  ኢትዮጵያን ብዝምልከት ዘርአየቶ ዘይሻራዊ ቅዋም ኢትዮጵያ ንኢዳ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር…

ሩሲያ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ብናፃ ንኣፍሪካ ክተቕርብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ እናማዕበላ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪካ ብኣሽሓት ቶን ዝቑፀር ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ) ከምተቕርብ ተገሊፁ፡፡ ኣፍራዪ መዓድንን መዳበርያ ፓታሽን ሩሲያ ዝኾነ ዩራልቼም÷ እቶም ፍርያት ንሃገራት ኣፍሪካ ብናፃ ንምቕራብ ከምዝወሰነ ዋና ፈጻሚ…

ኣብ ገበን ተንከፍ ዝኾኑ ጉዳያት ዝኣተዉ ህፃናት ዝፀንሑሉ ማእኸል መፅንሒን ተሃድሶን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድመኦም ትሕቲ 18 ዓመት ኮይኑ ኣብ ገበን ተንከፍ ዝኾኑ ጉዳያት ተሳቲፎም ዝተረኸቡ ህፃናትን ሰገናትን ዝህነፁሉ ማእኸል ቤት ህንፀት ብልዕሊ 450 ሚሊየን ብር ወፃኢ ተሃኒፁ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…

ባንኪ ዓለም ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮም ምትሕብባራትን ሓገዛትን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትምህርቲ ንኹሉ ክባፃሕ ከምዝግባእ ኣብ መድረኽ ዓለም ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትምህርቲ ንኹሉ ክባፃሕ ከምዝግባእ ኣብ መድረኽ ዓለም ተዛሪበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ለውጢ ትምህርቲ ኣብ ዝመክር ጉባኤ ብቨርችዋል ኢንተርኔት መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን፥ ንናይ ሓባር ተረባሕነት…

መድረኽ ምጥንኻር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮ-ሱዳን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ምጥንኻር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮ-ሱዳን ተጀሚሩ። መፃኢ ትውልዲ ሓድነት ኣፍሪካ ንከጠናኽር ዝዓለመን ኢትዮጵያ እተሰናድኦን ኣብ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ዝካየድ መድረኽ ሕውነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲ ሱዳን ይካየድ ኣሎ። ኣብ…

 ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ተረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳኅለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ተረኺበን። እተን ፕሬዚዳንት ትማሊ ናይ ብዙሓት ሃገራት ርእሳነ ብሄራት፣ መራሕቲን ቤተሰብ ንጉሳዊያንን ኣብ ዝተረኸብሉ ቀብሪ ኢየን ተረኺበን። ን70…

ኢትዮጵያን ቻይናን  ብኢኮኖሚን ካልኦት ዓውዲታትን ብዝበለፀ ንምትሕብባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ተዛቲዮም። ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ዘለዉ ኣይተ ደመቀ መኮነንን…

ብ130 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ሓበሬታ “ሬድ ፎክስ” ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ130 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ሓበሬታን ዋና ቤት ዕዮን “ሬድ ፎክስ ሶሉሽንስ ግሩፕ” ኣብ ፓርክ ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ ብዕሊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገልግሎት÷ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት…