Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2022

ጉጅለ ልኡኽ ኡጋንዳ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኡጋንዳ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዑደት ገይሮም። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኢንጂነር ወርቁ ጋቸናን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ድማ ተሓቢሩ። እቲ ጉጅለ ኣብ ዝነበሮ…

ኣብ ኢትዮጵያ መዓልታዊ ብኦን ላይን ክሳብ 1 ሺሕን 500 ኣገልግሎት ቪዛ ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልገሎት ብኦን ላይን ድሕሪ ምጅማሩ መዓልታዊ ክሳብ 1 ሺሕን 500 ኣገልግሎት ቪዛ ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ቆንስላ፣ ኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ኦላይን ኣማራፂ ኣብ ዝቐርቡ ኣገልግሎታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር…

ዶብ ዘለል ስግኣታት ፀፅታን ድሕንነትን ምክልኻል ዘኽእል ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ ዘለል ስግኣታት ፀፅታን ድሕንነትን ምክልኻል ዘኽእል ስልጠና ንኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስ ኢንተለጀንስ ይወሃብ ኣሎ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ ስልጠና መረዳእታ ዝመርሖ ኣገልግሎት ፖሊስ ክብ ንምባል ዝጎልሀ ግደ ከምዘለዎ…

በዓልና፥ በዓል ሓልዮት፣ ሓድነት፣ ፍቅርን ሰላምን ብሩህ ተስፋን ክገብረልና ይምነ- ዶክተር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ በዓል ኣሸንዳ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመታ ኣምቡላንሳትን ካልኦት እታዎታትን ተገይሩ። እቲ ደገፍ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ኔዘርላንድስን ከምኡውን ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኦስትሪያን ኢዮም ኣበርኪተምዎ። ብመሰረት እዚ…

ሰብ ሃፍቲ ኔዘርላንድስ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ንምውፋር ደልየት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኔዘርላንድስ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ንምውፋር ደልየት ከምዘለዎም ገሊፆም። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣይተ ነጋሽ ዋጌሾ ምስ ኣምባሳደር ኔዘርላንድስ ኣብ ኢትዮጵያ ሄንክ ጃር ባካር ተዛቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ሰብ…

ኣብ ዞባ መተከል ብዝተኻየደ ኦፕሬሽን ሓይሊ ፀላኢ ብምድምሳስ ኣፅዋራት ኲናት ተማሪኾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ብዝተኻየደ ኦፕሬሽን ሓይሊ ፀላኢ ብምድምሳስ ኣፅዋራት ኲናት ተማሪኾም። ሓላፊ መምርሒ ፀፅታል ህንፀት ሰላምን እቲ ዞባ ኣይተ ሙሉዓለም ዋቅጅራ፥ ትማሊ ኣብ ዳንጉር ወረዳ ኣብ ዝተኻየደ አፕሬሽን 4 ኣባላት ፀላኢ ተደምሲሶም ኢሎም።…

ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት 50 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2014 በጀት ዓመት ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት 50 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ገምጋም ኣፈፃፅማ መደጋት 2014 ዓ.ምን ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዩ።…

ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ግዙፍ ሓበራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ግዙፍ ሓበራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ከምዘለዋ ተገሊፁ። እቲ ወተሃደራዊ ልምምድ፥  ሰሜን ኮሪያ ምስ መሻርኽታ ብምዃን  ፈተነ ኣፅዋር ኲናት ንምግባር ምድላዋ ተጠናኽር ምህላዋ ኣብ እትገፈልፀሉ ዘላ እዋን ኢዩ ተባሂሉ።…

ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ደገፍ 6 ሚሊየን ፓውንድ ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸወን ደገፍ 6 ሚሊየን ፓውንድ ገይራ። እቲ ደገፍ ብሰንኪ ድርቂን ጉንፂ ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ዝኸውን ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዘለዉ ዜካታት ዝኸውን…