Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2022

ኣብ 2014 ዓ.ም መዐደጊ ናውቲታት ሕክምና ዝኸውን ልዕሊ 42 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2014 ዓ.ም ንመዐደጊ ናውቲታት ሕክምናን መድሓኒትን ዝኸውን ልዕሊ 42 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ንግዲ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ፥ ኣብ መድረኽ ገምጋም ቆፀራ እታዎታት ሕክምናን ተረኺቦም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥…

ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ብዘይተረጋገፁ ሓበሬታታትን ቤላቤሎን ምውዛዕ ብህፁፅ ደው ክብል ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ብዘይተረጋገፁ ሓበሬታታትን ቤላቤሎን ምውዛዕ ብህፁፅ ደው ክብል ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ተሳትፎን ደገፍን ህዝቢ ጠንካራ ምዃን፣ ሰራዊት ምክልኻል ልኡላውነት ሃገር…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ7 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ፓርኪ ኢንዳስትሪ ኣናእሹቱን ማእኸለዎትን ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብ 7 ነጥቢ 7 ቢሊዮን ብር ፓርኪ ኢንዳስትሪ ኣናእሹቱን ማእኸለዎትን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ እቲ ዝህነፅ ነታ ከተማ ሓዱሽን ፈላማይ መርኣያ ኢንዳስተሪ ፓርክ ኣናእሹቱን…

ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ መደባት 2014ን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ መደባት 2014ን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ÷ እቲ  ፓርቲ ነዚ እዋን ዝምጥን ውዳበ ንምፍጣር ዝግበር ዘሎ ምንቅስቓስ…

ኣብ ድሬዳዋ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረይን መከፋፈልን ኦክስጂን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ድሬዳዋ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረይን መከፋፈልን ኦክስጂን ተመሪቑ። እቲ ፋብሪካ ብኢንዱስትሪያል ኮምፕሌክስ የኣብስራ ዝተሃንፀ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይተ ከድር ጁሃር፣ በዓል ዋና እቲ…

ዕዳጋ በዓላት ዝቆፃፅር ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ በዓላት ብምዝማድ ዕዳጋ በዓላት ዝቆፃፅር ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ። እቲ ካብ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ዝተውፃእፀአ ግብረ ሓይሊ፥ ናህሪ ዋጋ ከምዘቆፃፀር ኣፍሊጡ። ዕላማ ምጥያሽ እቲ ገብረ ሓይሊ፥ ሸቐጣት፣ ፍሪያታት ፋብሪካ፣…

ንጥዕናና ዝረብሕ እኹል መጠን መኣዛታት ንረክብ ምህላውና ብኸመይ ክንፈልጥ ንኽእል?

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መብዛሕቴና መዓልታዊ ተመሳሳሊ መግቢ ኢና ንበልዕ። ኣብ ህይወትና ዝለመድናዮ ውሱን ዓይነታት መግቢ ስለዘለና ምርጫና ድሩት እዩ። እቲ እንዕድጎ መግቢ ዋግኡ ኣብ ዕዳጋ ብቐረባ ዝርከብ ብምዃኑ ጥራሕ ዘይኮነ ንጥዕናና ብዝህልዎ ረብሓ እውን…

ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 7 ነጥቢ 9 ሚሊየን ቶን ኣገልግሎት ደረቕ ፅዕነት ምሃብ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም  7 ነጥቢ 9 ሚሊየን ቶን ኣገልግሎት ደረቕ ፅዕነት ምሃቡ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሮባ መገርሳ፤ እቲ ትካል ኣብ በጀት ዓመት 2014…

ማሕበራዊ ሚዲያ ርክብ ህዝቢ ኣብ ምጥንኻር ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያ ህንፀት ሃገርን ርክብ ህዝቢን ኣብ ምጥንኻር ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ታዬ ደንደኣ፥ ብስምዒትን ሓላፍነት ብዝጎደሎምን ተረባሕተ ሚዲያ ምኽኒያት ብዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ጉድኣት…

ግድብ ህዳሰ መርኣያ ንልምዓት ዘለና ቁርፀኝነት ኢዩ -ኣምባሳደር ስለሺ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መርኣያ ንልምዓት ዘለና ቁርፀኝነት ኢዩ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዋሽንግተን ስለሺ በቀለ ተዛሪቦም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ መድረኽ ምትእኽኻብን ምስጋናን እቶት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣሳሊጡ። ብመሰረት…