ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ደገፍ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ገሊፁ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 23፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ደገፍ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንገስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብመዳርግቲ ኣካላት ኣቢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሩባ ኣባይ ሓንቲ ጥብታ ዘይተበርክት ግብፂ 100 ሚኢታዊ ኣጠቓቕማ እቲ ሩባ ናይ ምውሳን መሰል ኣይብላን-ቲቦር ናዥ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 23፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሩባ ኣባይ ሓንቲ ጥብታ ዘይተበርክት ግብፂ 100 ሚኢታዊ ኣጠቓቕማ እቲ ሩባ ናይ ምውሳን መሰል ኣይብላን ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ሓጋዚ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቲቦር ናዥ ገሊፆም። ቲቦር ናዥ ኣብ ትዊተር ሒሳቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተ ሰላም ከይደንጎየ ምትግባር ንመላእ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላምን ምዕባለን ዘምፅእ ኢዩ-መንግስቲ ጀርመን Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ንምፍታሕ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝትግበሩ ዘለዉ ሓደሽቲ ስጉምቲታት ናብ ቅኑዕ ኣንፈት ዝወስዱ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመንን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጨፍጫፍ ንዝፈፀመ ጉጅለ ራዕዲ ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጨፍጫፍ ዝፈፀመ ጉጅለ ራዕዲ ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ ሰላመን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሜዴፍን ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን። ሜዴፍ ትካላት ፈረንሳይ ብብርኪ ዓለም ኢንቨስትመንት ተሳትፎ ንክህልዎም ዝሰርሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ይዛተዩ ኣለዉ Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ይዛተዩ ኣለዉ። እቶም ኣባላት፥ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊ፣ ሰላምን ፀጥታን ብዝምልከት ይዛተዩ ከምዘለዉ ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ስፓርት ኣብ ቅድድም 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቤሊጂየም ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊተን Desta Jun 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቤሊጂየም ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊተን። ኢትዮጵያዊት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቓን 14 ሰከንድን 01 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ኮይና። ኣትሌት ኣሳየች ኣይቸው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 17 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 17 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓሙሽተ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘጋጠሞም ፀገም ብሕውነታዊነትን ሰናይ ጉርብትናን ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ኣለወን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘጋጠሞም ፀገም ብሕውነታዊነትን ሰናይ ጉርብትናን ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ኣለወን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ሱዳንን ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሽልማት ሙዚቃ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሽልማት ሙዚቃ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ሆቴል ኢሊሊ ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ ሽልማት፥ ኣሰር ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ንኽቕፅልን ኪነ-ጥበብ ኦሮሞ ንምብርትታዕ ከምዝኾነ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተገለፁ፡፡ እቲ ናይ ሎሚ…