Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2022

1 ሺሕን 33 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 33 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሸሞንተ ህፃናትን 1 ሺሕን 25 ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ…

መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ምክልኻል፣ ፀፅታን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ምክልኻል፣ ፀፅታን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ካብ ሎሚ መዓልቲ 1 ክሳብ 4 ጉንበት 2014 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዋና ቤት ፅሕፈት ሕብረት ኣፍሪካ እናተኻየደ እንትኸውን፥ ሚኒስትር ምክልኻል፣…

ብወራር ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሐን ከተማታት ሓገዝ ናውቲ መውሃቢ ኣገልግሎት ፈሳሲ ማይ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ፈሳሲን ማይን ኣዲስ ኣበባ ብወራር ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሐን ከተማታት ኮምቦልቻ፣ ደሴ፣ ከሚሴን ወረኢሉን 19 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ሓገዝ ናውቲ መውሃቢ ኣገልግሎት ፈሳሲ ማይ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ዕዮ ዘተኣኻኸቡዎን…

ዲጂታል ክእለት ዘለዎ ዜጋ ንምፍጣር ዘኽእሉ ማእኸላት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ክጣየሹ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ክእለት ዘለዎ ዜጋ ንምፍጣር ዘኽእሉ ማእኸላት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከምዝጣየሹ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ፥ “እተን ማእኸላት ዓለም ለኸ ደረጃ ዘለዎም ስልጠናታት ንምርካብን…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ሲዳማ ቡናን ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ሲዳማ ቡናን 1 ን 0 ስዒራ ስዒራ። ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ንኽትወፅእ ፍቓዱ ኣለሙ ኣብ መበል 75 ደቒቅ እታ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ፋሲል ሎሚ መዓልቲ ምስዓሮም ስዒቡ ነጥባ…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ዘይቲ ሩሲያ እገዳ ከንብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ዘይቲ ሩሲያ ናብ ሃገረን ከየኣቱ እገዳ ከንብራ ከምዝኾና ተገሊፁ። እተን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ፅዕንቶ ንምፍጣር ብዝብል ነዳዲ ዘይቲ ሩሲያ ኣብ ረብሓ ከይውዕል ወይ እውን ናብ ውሽጢ…

ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ንምድሓን ዝገበሩዎ ተጋድሎ ዘርኢ “ስለ ኢትዮጵያ” ዝተሰመየ ዓውደ ምርኢት ፎቶ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ንምድሓን ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውና ዝገበሩዎ ተጋድሎ ዘርኢ "ስለ ኢትዮጵያ" ዝተሰመየ ዓውደ ምርኢት ፎቶ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸፊቱ። ብትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ እቲ ዓውደ ምርኢት፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ…

ፅልኢትን ጎንፂን ንኽፍጠር ዝሰርሑ ማሕበራዊ መርብ ሓሬታታ ንሃገር ፀገማት ኢዮም – ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅልኢትን ጎንፂን ንኽፍጠር ዝሰርሑ ማሕበራዊ መርብ ሓሬታታ ንሃገር ፀገማት ከምዝኾኑ ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ንመበል 31 ግዘ “ጋዜጠኝነት ኣብ ውሽጢ ዲጂታል ዓለም” ብዝብል መሪሕ ቃል መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ ይኽበር ኣሎ፡፡…

ማእኸል ሃገር በቆል ፍልጠት ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር በቆል ፍልጠት ኢትዮጵያ ብብርኪ ትምህርቲ ንኹ ማሕበረሰብ ተበፃሒ ንኽኸውን ዓላማ ዝገበረ ማእኸል ሃገር በቆል ፍልጠት ኢትዮጵያ ተጣይሹ። ሚኒትር ደቂ ኣንስትን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተረኺበን ከምዝበለኦ፥…

ልዕሊ 34 ሺሕ ዝኾኑ ሰልጠንቲ ዝሳተፉሉ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ስልጠና ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር 3ይ ዙር ሃገር ለኸ መንቀሳቐስቲ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ስልጠና ንመሃብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስልጠና ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝርከባ 20 ከተማታት ኣብ 35…