Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2022

ህንዲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሮበርት ሼትኪንቶንግ ገሊፆም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀኔራል ጉዳያት ማእኸላይ ምብራቕ፣ ኤዥያን ፓስፊክን ኣምባሳደር…

ኣገልግሎት ወለንታዊያን ሎሚ ዘበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ወለንታዊያን ሎሚ ዘበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ “ወለንታዊነት ንዘላቒ ሓድነት” ዘበል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ምምሕዳር እቲ ከተማ ኣብ ቀፃሊ ክራማት ኣብ ዝስራሕ ስራሕቲ ወለንታውነት 570 ሺሕ…

ኣብ ስርዓት ዳይነት ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻል ዘኽእል ስትራቴጂ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ስርዓት ዳይነት ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻል ዘኽእል ስትራቴጂ ዕላዊ ገይሩ። ረብሓን ኣተገባብራን እቲ ስትራቴጂ ብዝምልከት ምስ ዳያኑን ዝምልከቶም ኣካላትን ዘተ ተገይሩ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ…

ምንም ናይ ምብራር ልምዲ ዘይብሉ ተሳፋሪ ሓደ ኣብራሪ ድሕሪ ምሕማሙ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ነፋሪት ከዕልብ ክኢሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንም ናይ ምብራር ልምዲ ዘይብሉ ተሳፋሪ ሓደ ኣብራሪ ድሕሪ ምሕማሙ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ነፋሪት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ፍሎሪዳ፣ ኣሜሪካ ከዕልብ ክኢሉ። እዚ መንነቱ ዘይተገልጸ ተጓዓዚ፥ ምስ ተቖፃፀርቲ በረራ እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ዝገበሮ ናይ ድምፂ…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ምዝገባ ተጓዓዝቲ ሓጂ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ምዝገባ ተጓዓዝቲ ሓጂ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ሓፈሻዊ ዋጋ ተጓዓዝቲ ሓጂ 183 ሺሕን 500 ብር ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ሓጃጂ ናብ ባንኪ ኣታዊ ዝገበረሉ ብፅሒት ወረቐት ፎቶ ኮፒ ብምግባር ብምሓዝ እቲ…

ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 33 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር እቶት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 33 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ እቶት ዝተረኸበ ካብ ታክሲ ውሽጢ ዓዲ፣ ቀረፅን ታክሲን ንግዲ ወፃኢ ኢዩ። እቲ…

ኣብ ታንዛኒያ ምስ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብዝዛመድ ኣብ ማሕየር ንዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ናይ ሓባር መፍትሒ ንምድላይ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ታንዘኒያ ዘካተተ ስራሕቲ ለውጢ ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ። እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኢትዮጵያዊያን መናእሰይ ብኬኒያን ታኒዛኒያን ኣቋሪፆም ናብ ደቡብ ኣፍሪካ እንትጓዓዙ ዘጋጥሞም ሓደጋ…

ፅዕንቶ ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀላእትና እንምክቶ ክብሪ ህዝቢ ብምሕላውን ሃገራዊ ፍሪያታት ብምፍራይን ከምዘኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ መበል 11 ዙር ተመረቕቲ ኢንተርፕራይዛት ኣብታ ከተማ ዘለዉ ውፅኢታዊያን ሰብ ሃፍቲን ትካላተነ ኣብ ዝተረኸብሉ ዘተ ተገይሩ። ዕላማ እቲ ዘተ ተመረቕቲ ኢንተርፕራይዛት ናብ ማእኸላይ ኢንዱስትሪ እንትሸጋገሩ ትፅቢት ዝግበረሎም…

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምዕባይ ዘኽእሉ 6 ዝተፈላለዩ ስምምዕነታት ተኸቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምዕባይ ዘኽእሉ 6 ዝተፈላለዩ ስምምዕነታት ተኸቲሞም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ስምምዕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ምርምርን ኢኖቬሽንን ተረባሒት ፈንድ ሆራይዘን ሕብረት ኣውሮፓ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ምርምርን ኢኖቬሽንን ተረባሒት ፈንድ ሆራይዘን ሕብረት ኣውሮፓ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ሕብረት ኣውሮፓ ኣፍሊጡ። ኣብ መንጎ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣውሮፓን ኢትዮጵያን ፅኑዕ ምትሕብባር ምርምር ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት…