ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ደገፍ ስምምዕነት ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ደገፍ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 02 ቢሊየን ብር ተኸቲሙ።
እቲ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝስርሑ ሰለስተ ፕሮጀክትታት ልምዓት ብገንዘብ ንምድጋፍ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…