Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2022

ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ልዕልና ኣብ ዘኽበረ ርክብ ዲፕሎማሲ ኣሰሮም ከንብሩ ይግባእ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕድሕድ ኢትዮጵያውያን ሃገራዊ ልዕልና ኣብ ዘኽበረ ርክብ ዲፕሎማሲ ኣሰሮም ከንብሩ ከምዝግባእ ሙሁራን ኣመልኪቶም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ መምህር ፖለቲካል ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ጀማል ሰይድን…

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጎንደር ብዘጋጠመ ጎንፂ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ህይወት፣ ኣካልን ንብረትን ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጎንደር ብዘጋጠመ ጎንፂ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ህይወት፣ ኣካልን ንብረትን ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ተኸባቢርካ ናይ ምንባር ተምሳሌት ኣብ ዝኾነት ከተማ ጎንደር ሃይማኖት ጉልባብ…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዓቢዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዓቢዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ጎደና ይካየድ ኣሎ። ከምዚ ዓይነት መርሃ ግብሪ ሓድነትን መምትሕብባርን ብዝበለፀ ከምዘጠናኽር ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኢፍጣር ዝተሳተፉ ተኸተልቲ እቲ ሃይማኖት ምግላፆም ካብ ትሬቴደ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ኢትዮ ቴሌኮም ፃውዒት “ካብ ኢድ ክሳብ ኢድ ናብ ሃገር” ብምቕባል ንዝኣትዉ ኣጋይሽ ኣብ ኣገልግሎቱ 70 ሚኢታዊ ምንካይ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ፃውዒት “ካብ ኢድ ክሳብ ኢድ ናብ ሃገር” ብምቕባል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ንዝኣትዉ ኣጋይሽ ኣብ ኣገልግሎቱ 70 ሚኢታዊ ምንካይ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ኢትዮ ቴሌኮም ብዝተፈላለዩ ኣገልግሎታቱ ክሳብ 70 ሚኢታዊ ምንካይ…

ኣብፀወታ ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ፀወታ ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንኣርባምንጭ ከተማ 1 ን 0 ብመስዓር ተዓዊታ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተገበረ ፀወታ፥ በዛብህ መለዮ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሽቶ ጋንታ ፋሲል ከነማ ሰለሰስተ…

ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ከይዲ ሃገራዊ  ዘተ  ብዝምልከት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ከይዲ፣ ኣመሰራርታ ኮሚሽን ሃገራዊ  ዘተ  ከምኡውን እቶም ኮሚሽነራተን ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ዘለዎም ርክብ ብዝምልከት ይዛተዩ ኣለዉ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ብመሰረት ካብ…

 “ድሮናት” ንሃገራዊ ልምዓትን ሰብኣዊ ኣገልግሎትን ንምውዓል ዘኽእል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ድሮናት” ንሃገራዊ ልምዓትን ሰብኣዊ ኣገልግሎትን ንምውዓል ዘኽእል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ፥ ብመሪሕነት ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት(INSA) ብምትሕብባር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዝተዳለወ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ…

ኢትዮጵያ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶታታ ኮቪድ-19 ዝተሳገረቶ መካተቲን ዘላቒን ሽቶታት ልምዓት ብምኽታላ ኢዩ – ዶክተር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሽቶታት ልምዓት ዕዉታት ክኾኑ ዝኽእሉን ሃገራዊ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶታት ከንሳዕርሩ ዝኽእሉን መካተትቲን ዘላቒን መምርሒታት እንትኽተሉ ከምዝኾነ ሚኒሰስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቤት…

እንግሊዝን ኣሜሪካን ድርድር ሰላም ሩስያን ዩክሬንን ንድሕሪት መሊሰን-ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሰርጌይ ላቭሮቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ፣ ኣሜሪካን ካልኦት ምዕራባውያን ተሓባበርተንን ኣብ ኢስታንቡል ዝተኻየደን ተስፋ ተገይሩሉ ዝነበረን ድርድር ሰላም ሩስያን ዩክሬንን ንድሕሪት መሊሰን ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት…

ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ምስ ልኡኽ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጃፓን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ምስ ልኡኽ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጃፓን ተዛቲየን። ዶክተር ፍፁም ብፕሮፌሰር ኬኒቺ ኦህኖ ዝተመርሐ ልኡኽ እቲ ኤጀንሲ ኣብ ኣተገባብራ ትልሚ ልምዓት ዓሰርተ ዓመት ከምኡ እውን ዝርከበሉ ብርኪ፣…