ብኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ተንዳሆ ዑደት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ተንዳሆ ዑደት ገይሩ።
እቲ ፕሮጀክት ሰነ 2007 ዝተዛዘመ እንትኸውን፥ 60 ሺህ ሄክታር መሬት ናይ ምልማዕ ዓቕሚ ዘለዎን እቲ ግድብ 1 ነጥቢ…