Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2022

ኣይተ ደመቀ መኮነን ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ሓደጋታት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝግበር ሰብኣዊ ደገፍ ብዝለዓለ መገዲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ንሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ሓደጋታት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝግበር ሰብኣዊ ደገፍ ነቲ ፀገም ዝምጥን ርብርብ ብምግባር ብዝለዓለ መገዲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም ። ብሄራዊ…

ከቢድ ፅገና 60 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ኣዳማ – ኣዋሽ – መኢሶ ተጀሚሩ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ኮሪደር ትራንስፖርት ኢትዮ-ጅቡቲ ዝኾነ ከቢድ ፅገና 60 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ኣዳማ - ኣዋሽ - መኢሶ ተጀሚሩ። እቲ መገዲ ልዑል ኢኮኖሚያዊን ማህበራዊን ረብሓ ዘለዎ አነትኸውን፥ ዝሓሸ ኣገልግሎት ንክህብ ተዓሊሙ ኢዩ ፅገና ዝግበረሉ ዘሎ።…

ብዝተወደበ መገዲ ንኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድልዋት ከምዝኾኑ ተወለድቲ ማሕበረሰብ ጋምቤላ ኣብ ኬኒያ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተወደበ መገዲ ንኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድልዋት ከምዝኾኑ ተወለድቲ ማሕበረሰብ ጋምቤላ ኣብ ኬኒያ ገሊፆም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ናይሮቢ ምስቶም ኣባላት ማሕበረሰብ ኣብ ዘካየዶ ዘተ፥ ኣቦ መንበር እቲ ማሕበር ሓዊሱ 18 ኣባላት ተሳቲፎም። እቶም…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ብሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ብዘጋጠመ ብሓደጋ ትራፊክ ህይት ሽዱሽተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ትራፊክ ኣብታ ክፍለ ከተማ ወረዳ ሓደ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ኮድ ቁፅሪ 3 A02166 ኣ.ኣ ዝኾነት ሚኒባስ ታክሲ ፍሬን ተበቲኹዋ ብዝበፅሐ…

ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ዝተመጣጠነ ኣመጋግባ ጋህዲ ንምግባርን ሕርሻ ከተማ ምጥንኻር ወሳኒ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ዝተመጣጠነ ኣመጋግባ ጋህዲ ንምግባር ሕርሻ ከተማ ምጥንኻር ወሳኒ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ዋላ ስፍሓት ገደናና ንእሽተይ ይኹን…

እቲ ሃገራዊ ዘተ ዝተዓለመሉ ሸቶ ንክወቅዕ ስቪል ማሕበረሰብ ሃገራዊ ሓላፍነቱ ንክዋፃእ ክዳሎ ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) እቲ ሃገራዊ ዘተ ዝተዓለመሉ ሸቶ ንክወቅዕ ስቪል ማሕበረሰብ ሃገራዊ ሓላፍነቱ ንክዋፃእ ክዳሎ ኣለዎ ከብል ሕብረት ትካል ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር እቲ ማሕበር ኣይተ መስኡድ ገበየሁ፥ ብፍላይ ጉዳያት ሕጊ፣ ሰላምን ሰብኣዊ መሰለን…

ፅሬት ፍርያት ንምሕላው ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ፍርያት ንምሕላው እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። መንግስቲ ፅሬት ፍርያታት ንምሕላው ትኹረት ገይሩ እናተንቀሳቐሰ ይኹን እምበር ዝተደለየ ለውጢ ክመፅእ ከምዘይተኸኣለ ተሓቢሩ፡፡ ኢትዮጵያ ዝፈረመቶ ኣህጉራዊ…

1 ሺሕን 270 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 270 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ኣቲዮም። ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲን መፅንሒ ቦታን ሪያድን ጅዳን ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ ስራሕቲ ቀፂሉ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ካብ ስዑድ…

ውሕመ ኣብ ከተማ ቡቻ ዝተፈፀመ ቅትለት ብዘይሻራዊ ኣካል ንኽፃረ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣብ ዩክሬናዊት ከተማ ቡቻ ዝተፈፀመ ቅትለት ንፁሃን ዜጋታት ዘይሻራዊ ኣካል ንኸፃርዮ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ጉተሬዝ ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝሓሩዎ፥ “ምስሊ ዝሞቱ ንፁሃን ዜጋታት ብምርኣየይ ተረቢሸ፤…

ብምክንያት ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 20 ነጥቢ 7 ሓገዝ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክንያት ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ ብዓይነት ጥራሕ 20 ሚሊየን 704 ሺሕ 292 ብር  ዝግመት ኣቑሑት ከምዝተኣከበ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። “200 ነደይ ሓደ ኣቕሓ ንተመዛባሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…