Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2022

ነበር ፕሬዚዳንት ቡርኪናፋሶ ኮምፓኦሬ ማእሰርቲ ዕድመ ይፍታሕ ተፈሪዱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቅትለት ቶማስ ሳንካራ ዝተኸሰሱን ንኣዋርሕ ጉዳዮም ኣብ ቤት ፍርዲ እናተረኣየ ዝፀንሐን ነበር ፕሬዚዳንት ቡርኪናፋሶ ብሌዝ ኮምፓኦሬ ማእሰርቲ ዕድመ ይፍታሕ ተፈሪዱዎም። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 15 ጥቅምቲ 1987 ዝተቐተለ ቶማስ ሳንካራ ቅትለቱ…

ኣብ ፕሮጀክታ ልምዓት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝካየድ ወርክሾፕ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮጀክታ ልምዓት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብምድሃብ ንክልተ መዓልቲታት ዝካየድ ወርክሾፕ ተኸፊቱ። ኣብ መላእ ሃገር ዝርከቡ ዩኒቨርሲታት ፕሬዚዳንታት፣ ምክትል ፕሬዚዳንታትን ኣብ ዩኒቨርሲታት ፕሮጀክታ ትልሚ ልምዓት ዝመርሑ ሓለፍቲን ኣብቲ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ 13 ሺሕን 842 ጠያይቲ ብሬንን ክላሽን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኣ ሰሜን ሸዋ ደራ ዝገበረት ኣይሱዙ ተሸከርካሪት ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ሒዛ እንትንቃቐስ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ብሓባር ብዝገበሩዎ ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሓበሮ፥ መበገሲኣ ሰሜን ሸዋ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ዛዚሙ ንተረባሕቲ ንምትሕልላፍ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ምሕዳር ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብቐረብ ፋይናንስ ህንፀቶም ንግዚኡ ጠጠው ኢሎም ዝነበሩ መንበሪ ኣባይቲ ኣባይቲ ዛዚሙ ንተረባሕቲ ንምትሕልላፍ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊት ቢሮ ኣባይቲን ምምሕዳርን ኣዲስ…

ዘፈር ቴክኖሎጂ መስኖ ንምድንፋዕን ክእለት ዘለዎ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘፈር ቴክኖሎጂ መስኖ ንምድንፋዕን ክእለት ዘለዎ ሓይሊ ሰብ ንምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታት ኢንጂነር አይሻ መሓመድን ሚኒስትር…

ኣብ ኣፍሪካ 346 ሚሊየን ዜጋታት ኣብ ዘስካሕኽሕ ጥሜት ከምዝርከቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ 346 ሚሊየን ዜጋታት ኣብ ዘስካሕኽሕ ጥሜት ከምዝርከቡ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። ጎንፂ፣ ለውጢ ኩነታት ኣየርን ናህሪ ዋጋ ምግቢን ነዳዲን ኣብታ ኣህጉር ጥሜት ንኽስፋሕፋሕ ምኽንያት ከመዝኾ ኢዩ እቲ ማሕበር ኣፍሊጡ…

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ክሳብ ሕዚ ዝተኻየዱ ስራሕቲ ምርመራን መሊስካ ምጥያሽን ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ክሳብ ሕዚ ዝተኻየዱ ስራሕቲ ምርመራን መሊስካ ምጥያሽን ይግምግም ኣሎ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ትሕቲኡ ዝተጣየሹ ኮሚቴታት እናሰርሖም ዝርከቡ ስራሕቲን እቶም ስራሕቲ ዝርከቡሉ ብርኪን ኢዩ እናገምገመ ዝርከብ። ኣብ…

ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ወፍሪ ምንቅስቓስ መናእሰይ ሕርሻ ከተማ ይየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ወፍሪ ምንቅስቓስ መናእሰይ ሕርሻ ከተማ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ይየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ፈጻሚ ስራሕ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅና ከምኡ እውን…

ኮንግረስ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘሰናደኦም ረቀቕቲ ሕጊታት ካብ ምፅዳቕ ኣናዊሑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት “HR6600” ን “S3199” ንኽድንጉዩ ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ተገሊፁ። ኮንግረስ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘቕረቦም ረቀቕቲ ሕጊታት ማዕቐብ እንተይፀደቑ ንኽድንጉዩ ምውሳኑ ዘ ኣፍሪካን ሪፖርት ፀብፂቡ። ኣብዚ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ህዝቢ ብዝተኻየዱ ልዝባት ዝተልዓሉ ሕቶታት ንምምላስ ናብ ተግባር ምእታዉ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ህዝቢ እናተኻየዱ ዝነበሩ ልዝባት ህዝቢ ብግልፂ ዘልዕሎምን ኣብ ሓፂር እዋን ክምለሱ ዝግበኦም እዋናዊ ሕቶታትን ንምምላስ ናብ ተግባር ምእታዉ ኣፍሊጡ። ኣብ ናይ ህዝቢ መድረኻት ዝተልዓሉ ግቡእነት ዘለዎም ሕቶታት…