Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2022

ንኣባላት ቦርድ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሹመት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት ቦርድ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሹመት ተዋሂቡ። እቲ ሹመት ብመሰረት ኣዋጅ ቁፀሪ 1238/2ዐ13 ዝተውሃበ ከመዝኾነ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ፡- ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣካቢ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣፈ ጉባኤ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ዋና ኮሚሽነር ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያን ምክትል ኮሚሽነር ሂሩት ገብረስላሴን ምስ ኣፉ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ኣፈፃፅማ መድላው ምዕራፍ እቲ…

ሓዱሽ ወግዒ “መበገሲታትን ስሩምቲ መፍትሒታትን ናህሪ ናብራ” ብዝብል ርእሲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝዳሎ ሓዱሽ ወግዒ ናህሪ ናብራ ብዝምልከት ኣጀንዳ ገይሩ ተዛቲዩ። እቲ መድረኽ፥ ሓዱሽ ወግዒ “መበገሲታትን ስሩምቲ መፍትሒታትን ናህሪ ናብራ” ብዝብል ርእሲ ተኻይዱ። እቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል ሻድሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። እቲ  ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ኣኼባ፥ ቃለ ጉባኤ መበል ሓምሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ሹመት ኣባላት…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ገንዘብ ዓውዲ ውልቀ ንምምዕባል ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ገንዘብ ዓውዲ ውልቀ ንምምዕባል ዝገብሮ ዘሎ ደገፍ ንኢዶም። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ገንዘብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጁሞኬ ጃጉን ዶኩሙ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም…

ኣብ ሓበራዊ ፀብፃብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይትስ ዎችን ቅዋም መንግስቲ ኢትዮጵያ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይትስ ዎችን ዘውፅኡዎን ኣብ ወልቃይት ትኹረት ዝገበረን ፀብፃብ ትሕዝቱኡ ብጥንቃቐ እናመርመረ ይርከብ፡፡ እቲ ፀብፃብ ኣብ ሰብኣዊ መሰል ዝለዓሉ ከበድቲ ጥሕሰታት ካብ ዝበሃሉ ብተወሳኺ ኣብታ ሃገር ዝተለዓሉን ብጥንቃቐ ክረአዩ ዝግበኦምን ፖለቲካዊ…

ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ንዝህቡ ተሸከርከርቲ ድጎማ ነዳዲ ንምግባር ኣብ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ንዝህቡ ተሸከርከርቲ ድጎማ ነዳዲ ንምግባር ኣብ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ልዝብ ተኻይዱ። እቲ ስርዓት ድጎማ ብግቡእ ኣብ ስራሕ ምውዓሉ ንሕብረተሰብ ብተመጣጣኒ ዋጋ ዝሐሸ ኣገልግሎት ትራንስፖርት…

ነበር ሓለፍቲ ስራሕ ሜቴክ ብይን ጥፍኣተኝነት ተመሓላሊፉዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሲ ተመስሪቱዎም ጉዳዮም እናተረኣየ ኣብ ዝነበሩ ነበር ሓለፍቲ ስራሕ ሜቴክ ብርጋዴር ጀነራል ጠና ቁሩንዲን ሌተናል ኮሎኔል ኣሰፋ ዮሃንስን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ተኸሰስቲ ብይን ጥፍኣተኛታት ተመሓላሊፉ። እቶም ተኸሰስቲ ስልጣን ብዘይ ኣግባብ…

ቀረብን ዝርገሐን ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ አእቲ ዓውዲ ምዝማን ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብን ዝርገሐን ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ ምቁፅፃርን ምምሕዳርን ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ “ዲጂታል ኤሌክትሪክን ኢነርጂን” ብዝብል ዘተ መርብበ ሓበሬታ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኢትዮጵያ ቀረብ ዝሕደስ ሓይሊ እናስፋሕፈሐት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት ሓሙሽተ ሃገራት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሽመት ሓደሽቲ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ሓሙሽተ ሃገራት ተቐቢለን። ስለዝኾነ ድማ፣ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት ዮርዳኖስ፣ ሲሸልስ፣ ኮቲዲቯር፣ ቤኒንን ኮንጎ ሪፐፒሊክን ተቐቢለን። እተን ፕሬዚዳንት ኢትዮጵያ…