ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ፀገም ይፈጥር ኣሎ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ፀገም ይፈጥር ኣሎ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ ንሓገዝን ሰላምን…