እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዋግህምራ ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ትካላትን ንምጥያሽ ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብኲናት ዝዓነዉ ትካላት ንምጥያሽን ተመዛበልቲ ወገናት ንምሕጋዝን ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ዩኒቨርሲቲ ወሎን ወልድያን ሓዊሱ ኣብ ሰሜን ወሎ ዋግህምራ ንዝርከቡ ትካላትን…