Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2022

ድሮ ዒድ ኣል ፈጥር ምስ ህዝቢ ከተማ ወልዲያን ኣብቲ ከባቢ ምስ ዘሎ ሰራዊትን ብምኽባረይ ታሕጓስ ይስመዐኒ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሮ ዒድ ኣል ፈጥር ምስ ህዝቢ ከተማ ወልዲያን ኣብቲ ከባቢ ምስ ዘሎ ሰራዊትን ብምኽባረይ ታሕጓስ ይስመዐኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓሓለፍዎ መልእኽቲ፥  ጀግና ሰራዊትና…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓቢዩ መርሃ ግብሪ ናይ ጎደና ኢፍጣር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓቢዩ መርሃ ግብሪ ናይ ጎደና ኢፍጣር ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ። ኣውራ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ ስዒቡ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ኢፍጣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት ይሳተፉ ኣለዉ። ፆም ረመዳን መኽንያት ብምግባር ኣብ…

ሙዋይ ኪባኪ ንኢትዮጵያ ሓቀኛ ፈታዊ ነይሮም – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ሙዋይ ኪባኪ ተረኺበን፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ሙዋይ ኪባኪ ንኢትዮጵያ ሓቀኛ ፈታዊ ከምዝነበሩ ብተግባር ዘረጋገፁ መራሒ ነይሮም ኢለን፡፡…

1 ሺሕን 148 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 148 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ ሞንጎ እቶም ተመለስቲ 12 ህፃናት እንትኾ፥ 1 ሺሕን 136 ዝኾኑ ድማ ደቂ ተባዕትዮ ኢዮም፡፡ እቶም ተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝን…

ገበን ብኻሊእ ገበን ንምእራም ምፍታን ዘይሕጋዊነት ኢዩ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገበን ብኻሊእ ገበን ንምእራም ምፍታን ዘይሕጋዊነት ኢዩ ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ዞባ ስልጤ ከተማ ወራቤ ኣብ ልዕሊ ኣቢያተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያን ኣብ መምለኺ በቦታ…

ሃይማኖት ሽፋን ብምግባር ብፅንፈኛ ሓይሊታት ዝበፅሕ ጥቕዓት ኣይንዕገስን – ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖት ሽፋን ብምግባር ብፅንፈኛ ሓይሊታት ዝበፅሕ ጥቕዓት ከምዘይንዕገስ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ክልላዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ዝተጀመረ ጉዕዞ ለውጢ ብሓይሊታት ፀረ…

በዓል ፊቼ ጫምባላላ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ

አዲስ አበባ ፣ ሚያዝያ 21 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጨምባላላ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይ ኣለማየሁ ጢሞቴዎስ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ልዑል ህዝቢ ዝተረኸበሉ ናይ ሎሚ መዓልቲ…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ፈረንሳይን ኣብ ኬኒያ ሓላፊ ኢንተርፖልን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ፖሊስ ፌደራል ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ኣብ ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ፈረንሳይን ሓላፊ ቢሮ ምትሕብባር ዲሲ ኣይ ኤስ ጂን ክሪስቶፍ ሂላሪን ኣብ ኬኒያ ሓላፊ ኢንተርፖል ጌዲዮን ኪሚሉንን ተዛቲዮም። ኮሚሽነር ጀነራል…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘይዝኾነ ይኹን ገደብ ናብ ክልል ትግራይ ንኸኣቱ ይገብር ኣሎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘይዝኾነ ይኹን ገደብ ናብ ክልል ትግራይ ንኸኣቱ እናገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ብመንግስቲ ኣብ ቀረባ እዋን ሰላም ናይ ምዕሳል ውሳነ ካብ ዘመሓላለፈሉ ዕለት ጀሚሩ 146 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና…

መንግሰቲ ኣብ ከተማ ጎንደር ዝተፈጠረ ክስተት ስዒቡ ናይ ጎንፂ ነጋዶ ካብ ተግባሮም ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዝተፈጠረን ናብ ካልኦት ከባቢታት ንኽስፋሕፋሕ እናተሰርሐ ዘሎ ዘሕፍር ተግባር ብክርስትና ይኹን እስልምና ሃይማኖታት ተቐባልነት ዘይብሉ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ…