ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ ሰዓት 9:00 መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ። ኣብቲ ዝተረቑሐ ሰዓት ትሽዓተ ጊዘ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍለጡ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ! እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገርን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ተዳሊዮም ዝነበሩ 34 ኣባላት ኣልሸባብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክልላት ኦሮሞን ሶማሌን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ተዳሊዮም ዝነበሩ 34 ኣባላት ኣልሸባብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ደሕንነትን ምስ ኣካላት ፀፅታ ክልል ሶማሌን ኦሮሞን ብምትሕብባር ብዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ዝበፅሐ 50 ሺህ ሜትሪክ ቶን ዩሪያ ምጉዕዓዝ ተጀሚሩ Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ጂቡቲ ዝበፅሐ 50 ሺህ ሜትሪክ ቶን ዩሪያ ዘበዊ ድኹዒ ምጉዕዓዝ ተጀሚሩ። ክሳብ ሐዚ “ኤን.ፒ.ኤስ.ቢ” ን “ኤን.ፒ.ኤስ” ዝተብሃለ ዘበዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝኣተወ ተገሊፁ። ዛሬ ደግሞ ዩሪያ ወደ ሀገር ውስጥ የማጓጓዝ ሥራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ዋግኽምራ ከተማ ሰቆጣ ማእኸላዊ እዝን እቲ ማሕበረሰብን ጎብኒዮም Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ዋግኽምራ ከተማ ሰቆጣ ማእኸላዊ እዝን እቲ ማሕበረሰብን ጎብኒዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ምስ ኣባላት እቲ ማሕበረሰብ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፣ ህዝቢ ኣገው ምርምር ስነ ህንፃን…
ቢዝነስ ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ንዋየ ንያቶም “ኢንቨስት” ንምግባር ባህጊ ከምዘለዎም ኣፍሊጦም Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ንዋየ ንያቶም ኢንቨስት ንምግባር ባህጊ ከምዘለዎም ኣፍሊጦም። እቶም ሰብሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት እኹል ግንዛበ ንክረኽቡን ንዋየ ንያቶም “ኢንቨስት” ንምግባርን ድልየት ከምዘለዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖት ዝተሳተፍሉ ብዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወፍሪ ፅርየት ተኻይዱ Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖት ዝተሳተፍሉ ብዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወፍሪ ፅርየት ተኻይዱ። እቲ ወፍሪ ፅርየት ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ከምዝተኻየደ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ንኢትዮጵያ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንብዓል ፋሲካ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንብዓል ፋሲካ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፥ ሰባት እቲ ብዓል እንተኽብሩ ነዝተፀገሙ ወገናት ብምድጋፍ ክኸውን ከምዝግባእ ሓቢሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ጠበንጃን ኣስታት 2 ሺሕ ጠያይቲን ሓቢኡ እንተጎዓዕዝ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ Desta Apr 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)10 ጠበንጃን ኣስታት 2 ሺሕ ጠያይቲን ሓቢኡ እንተጎዓዕዝ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ። ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ተወካሊ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ ለጋምቦ ምክትል ኢንስፔክተር መሓመድ ኣደም፥ 10 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም በዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ብሪታኒያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ግንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታኒያ ቪኪ ፎርድ ኣብ ጉዳያት ክልተኣዊን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ቪኪ ፎርድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ወታደራዊ ሓይሊ ንምውፋር ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ዝረአ ፀገም ፀፅታ ንምቅላስ ኣብታ ሃገር ወታደራዊ ሓይሊ ንምውፋር ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ። ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር ዝተዓጠቑ ሓይሊታት ዝምክት ቀጠናዊ ሓይሊ ንምጥያሽ…