ሕቶ ወሰንን ማንነትን ራያ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ከምዝምለስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ወሰንን ማንነትን ራያ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ከምዝምለስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ።
ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር፥ ተወከልቲ ህዝቢ ራያ ንዘቕረብዎ ሕቶ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ሕቶ ህዝቢ ራያ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ተራእዩ…