Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ስጉምቲ ፀረ መጥቃዕቲ ጥምር ጦር ወገን መንጋ  ወራሪ መእተዊን መውፅእን የስእኖ ኣሎ-ኣገልግሎት  ኮሙኒኬሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ጀግና መከላከያ ሠራዊት ፌዴሪኢ፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ፋኖን ኣብ ወሎ ግንባር ኣብ ወረባቦ፣ ተሁለደሬ፣ ኩታበርን ደላንታን ብዝወሰድዎ ስጉምቲ ፀረ መጥቃዕቲ መንጋ  ወራሪ መእተዊን መውፅእን ከምዘስኣንዎን ልጩል ኪሳራ ከምዘብፅሑሉን ኣገልግሎት …

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ምርግጋእ ንኽፍጠር ንኹሎም ወገናት ፃውዒተ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሱዳን ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ፡፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዝተፈጠሩ ፍፃመታት ብቐረባ እናተኸታተለ ከምዝኾነ ዝሓበረ እንትኸውን፥ እዚ ድማ ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ህዝቢታት ክልቲአን ሃገራት ዝነበረ ጥንኩር ሕውነታዊ…

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ሚኢቲ መዓልቲታት ልዕለ 108 ቢሊየን ብር ንምእካብ ከምዝሃቀነ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴር እቶት ኣብ ውሽጢ 100 መዓልቲታት ንምስራሕ ዝተትሓዙ ትልሚታት ብምዝታይ ኣንፈታት ኣቐሚቱ፡፡ ብመሰረት እዚ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ሚኢቲ መዓልቲታት 108 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ንምእካብ ዝሃቀነ እንትኸውን፥ እቲ ትልሚ…

እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ-ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ ክብል ኢጋድ ኣፍሊጡ። ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት እታ ሃገር ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ። ኣቦ መንበር ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየው፥ እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ…

ፍሉጣት ድምፃውያን ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ድምፃውያን ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ኣቕሪቦም። እቶም ድምፃውያን ብዓርሰ ተበግሶ ዘቕረብዎ ምድላው "ቅድሚያ ለእናት ሀገር" ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዋና ኣዛዚ ልኡኽ ምኽባር ሰላም…

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ከምዘተሓሳሰቦ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣዝዩ ከምዘተሓሳሰቦ ኣፍሊጡ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ሙሳ ፋቂ ማሀመት፥ ኣብ ሱዳን ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ዘርእዮ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃማዶክን…

ባንኪ ኣባይቲ ጎህ ብወግዒ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ታሪኽ ባንኪታት ኢትዮጵያ ብዝህቦ ኣገልግሎት ፈላማይ ዝኾነ ባንኪ ኣባይቲ ጎህ ብወግዒ ስራሕ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ገፀን ከምዝሓበረኦ፥ “ሎሚ መዓልቲ ኣብ ታሪኽ ባንኪታት…

ፕሬዝደንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውረር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውረር ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳን ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ…

ኣብ ወረዳ ጉራፈርዳ ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእል ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልለ ደቡብ ዞባ ቤንች ሸኮ ወረዳ ጉራፈርዳ ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ብመሰረት ባህሊ እቲ ከባቢ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእል ዕርቀ ሰላም ተኻይዱ ስነ ስርዓት ባህላዊ ዕርቀ ሰላም፥ ደም ዝተቐባብኡ ወገናት ዳግም ናብ ጎንፂ ንከይምለሱን ናብ ነባር…

ኣብ ዞባ መተከል ንሰራዊት ምክልኻል ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ግልገል በለስ ኣብታ ቦታ ተዋፊሩ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ኣብቲ ዞባ ንዝርከብ ጉጅለ ጥፍኣት ዝኹንንን ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ነበርቲ፥ ሰላም ዞባ መተከል ነምምላስ ተዋፊሩ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፖሊስ ፌዴራል፣…