Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ዞባ ደቡብ ወሎ ይውቃዕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ዞባ ደቡብ ወሎ ይውቃዕ ኣሎ ክብሉ ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ገሊፆም። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ኣብዱ ሁሴን እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ብጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ…

ክኸፋፍሉና ዝመፅኡ እኩይ ድምፅታት ብሓባር ክንስዕሮም ኢና-ወ/ሮ አዳነች አቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክኸፋፍሉና ዝመፅኡ እኩይ ድምፅታት ብሓባር ክንስዕሮም ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ አዳነች አቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን፥ ብሓድነትን ፅንዓትን ደው ክንብል ኢና፤ ኢትዮጵያ ምስዓር ፈፂሙ ኣይከኣልን…

ናሕሶት ፕሮፓጋንዳ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ገስጋስ ዓወት ሰራዊትና ኣየዓግቶን – ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናሕሶት ፕሮፓጋንዳ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ገስጋስ ዓወት ሰራዊትና ኣየዓግቶን ክብል ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝፍለጠሎም ሜላታት ሓደ ሓሶት ከምዝኾነ ኣብሪሁ፡፡…

ጁንታ ዘጋወሖ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ንደሓር ብምባል ኩሉ ሰብ ሃገሩ ክሕሉ ይግባእ – ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ብዝገበሮ ትዕዝብቲ ኣብታ ከተማ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ተመልኪቱ። ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ትካላት ሕክምና፣ ኣቢያተ መድሓኒት፣ ኣቢያተ ንግዲ፣ ኣገልግሎታት ትራንስፖርትን ትካላት መውሃቢ ኣገልግሎት…

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ-ልማትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣላስታር ማክፋይል ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን። እቲ ዘተ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን መንግስቲ ኣብ ከተማታት ዝረአ ስእነት ስራሕ፣ ሕፅረት መንበሪ…

መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ዝኸውን 478 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ዝኸውን 478 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ሓገዝ ብሚኒስቴር ጥዕና ኣቢሉ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ፡፡ ማሽን ተንቀሳቓሲ ኤክስሬይ፣ ኣልትራሳውንድ፣ ናይ ሆስፒታል ዓራታትን ካልኦት ናውቲ ሕክምናን…

መቐለ ኲሓ ከባቢ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኲሓ ከባቢ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ። እቲ ትካል ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ እናሰልጠኑሉ ዝርከብ ትካል ከምዝኾነ ካብ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዝረኸብናዮ…

ናይጄሪያ ዲጂታል ዕድጊት ብምጥቃም ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ናይጄሪያ ዲጂታል ዕድጊት ብምጥቃም ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ከምዝኾነት ተገሊፁ። ማእኸላይ ባንኪ ናይጄሪያ፥ ዕድጊት ወፃኢ ንምንካይን ስርዓት ፋይናንስ ንምዝማንን ከምኡ እውን ንምድንፋዕ ናብ ዕድጊት ዲጂታል ገንዘብ ከምዝተፀምበረ ኣፍሊጡ።…

ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንዱስትሪ ሓፂን ዎዳ ዑደት ኣካይዶም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ፣ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ከምኡ እውን ዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ኢንዱስትሪ ሓፂን ዎዳ ዑደት ኣካይዶም። ድሕሪ እቲ ዑደት እተን ሓለፍቲ ምስ ኣመራርሓታት እቲ ፋብሪካ ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥…

4ይ ምርኢት ንግዲ ቻይና ኣብ ዕዳጋ ቡን ኢትዮጵያ ሰፊሕ ዕድል ሒዙ መፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ራብዓይ ዙር ምርኢት ንግዲ ወፃኢ ቻይና ኣብ ዕደዳጋ ቡን ኢትዮጵያ ሰፊሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅ ተሓቢሩ። መካየዲ ስራሕ ዝዓበየ ኣፍራዪን ለኣኺን ቡን ኣብ ኢትዮጵያ ኣይተ እስራኤል ደገፋ ምስ ሺንዋ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ትካሎም ኣብቲ ምርኢት ብምስታፍ…