Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ካብ ባንኪ ዝዘረፉ ሰለስተ ተጠርጠርቲ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ካብ ባንኪ ዝዘረፉ ሰለስተ ተጠርጠርቲ እቲ ገበን ምስ ፈፀሙ ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰዓታት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ልዕሊ እቶም ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበር ከምዘሎ እውን ተገሊፁ። ዝተወደቡ ዘረፍቲ 17…

ፌስቡክ ሽሙ ናብ “ሜታ” ቀይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚድያ ፌስቡክ ሽሙ ናብ ሜታ ከምዝቐየረ ብወግዒ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ጎድኒ ጎድኒ ማሕበራዊ ሚድያ ናብ 'ቨርችዋል ሪያሊቲ' ን ካልኦት ፅላታት ቴክኖሎጅን ይኣቱ ከምዘሎ’ውን ገሊፁ። ለውጢ ሽም ፌስቡክ ኣብቲ ትካል ዘሎ ለውጢ ዘርእይ እዩ…

ዶክተር ሊያ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትካላት ጥዕና ዑደት ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትካላት ጥዕና ዑደት ይገብራ ኣለዋ። እተን ሚኒስትር ኣብ ዞባ ኣፋፍ ወረዳ ኣውበሬ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ተረኺበን ኣብ ዓውዲ ጥዕና እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተዓዚበን።…

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ኣብ ክልላት 7 ኣገልግሎታት ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ቅድመ ሐዚ ብበዓል መዚ ትራንስፖርት ኣቢሎም ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን እንትህቦም ዝነበረ 7 ኣገልግሎታት ከምዝህብ ተገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ኣመራርሓ ምምሕዳራት ከተማን ክልላትን ዓውዲ ትራንስፖርትን…

ኣብ ወረዳ እብናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ሓገዝ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ዶቡብ ጎንደር ወረዳ እብናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ሓገዝ እናተገበረ ከምዝኾነ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ናይ ገዛ መገልገሊ ናውቲን መፅለሊን ከምዝኾነ ካብቲ ኮሚቴ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት ኩሉ ንኽሕግዞም ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት ኩሉ ንኽሕግዞም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ጌታቸው ጀንበር ፃውዒት ኣቕሪቦም። ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣምሓራ ብዝፈፀሞ ወራር ልዑል ግፍዒ ከምዝበፅሐ ብምፅራሕ፥ እቲ ወራር ህዝቢ ሆ ኢሉ…

እቲ ግብረ ራዕዲ ዘብፅሖ ዘሎ ጥፍኣት ብሓባር ምምካት ይግባእ-መጅሊስ ክልል ኦሮሚያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ዘብፅሖ ዘሎ ጥፍኣት ብሓባር ምምካት ይግባእ ክብል መጅሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቲ መጅሊስ ኣብ ከተማ ኮምቦልቺ ንዘለዉ ተፈናቐልቲ 10 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ናይ ምግቢ፣…

ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ ከበድቲ መሳርሒታት ፂሙ ኢዩ – መሰኻኽር ዓይኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ከምፀላእቲ ዝፈረጀ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልለ ዓፋር ከተማ ጭፍራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ ከበድቲ መሳርሒታት ከምዝፈፀመ ካብታ ከተማ ብስግኣት ዝሃደሙ ነበርቲ ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ናብታ ከተማ ብምእታው መድፍዕን ካልኦት ከበድቲ…

ካብ ፍርያት ቡን፣ ቀጠፍን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 333 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ  ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ሞንጎ ዝቐረቡ ፍርያታት ቡን፣ ቀጠፍን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 333 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣታዊ ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ካብ ዝተልኣኸ…

ሲኖዶስ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል 50 ሚሊየን ብር ሓገወ ንኽግበር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉን ንፃገም ዝተቓልዑን ወገናት ዝውዕል 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ንኽግበር ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ምልኣተ ጉባኤ እቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ…