Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ብጎንፂን ብውግእን ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዳግም ንምጥያሽ ተወሳኺ በጀት 5 ቢሊዮን ብር ተመዲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ጎንፂን ውግእን ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ዳግም ንምጥያሽ ዝውዕል በጀት 5 ቢሊዮን ብር ከምዝተመደበ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ብምንስቴር ገንዘብ ዝምራሕ ስራሕቲ ሴክሬታሪያት መሊስካ ምጥያሽ ኣፈጻሚ ኮሚቴ÷ 15 ታሕሳስ…

ልዕሊ 95 ብር ሚሊየን ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውትታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 95 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናይ ኣተውትን ወፃእትን ናውትታት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝተገበረ ክትትል ብር 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣተውቲ ናውትታት ኮንትሮባንድን ልዕሊ ብር 51 ነጥቢ…

ናብ ሃገር ዝጓዙ ኣባላት ዳያስፖራ ዘተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ፃውዒት ጉዕዞ ናብ ሃገር  መሰረት ብምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝጓዙ ኣባላት ዘተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ከምኾነ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኣፍሊጡ። ሓደ ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ኣባላት ዳያስፖራ ናብ ሃገር ንኅመፅ ዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ፥…

ኣሜሪካ ምስራዝ ኢትዮጵያ ካብ ተረባሕነት ኣጎዋ ዳግም ንኽተፅነዖ ኢትዮጵያ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስራዝ ኢትዮጵያ ካብ ተረባሕነት ኣጎዋ ዳግም ንኽተፅነዖ ኢትዮጵያ ሓቲታ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ ኢትዮጵያ ካብ ማዕቐፍ ተረባሕነት ኣጎዋ ንኽትወፅእ ብክታሞም ምፅቖም ይፍለጥ። ነዚ ስዒቡ ሚኒስቴር ንግዲን…

ደቂ ሃገር ምዃንኩም ክተርእዩ ንዝቐረበልኩም ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ናብ ሃገር ዝመፃእኹም እንኳዕ ደሓን መፃእኹም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ደቂ ሃገር ምዃኖም ንኸርእዩ ዝቐረበሎም ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ናብ ሃገር ንዝመኡ ዳያስፖራ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎምም። ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ…

ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምሕላው ናይ ህይት መስዋእትነት ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ምስጋና ክነቕርብ ይግባእ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምሕላው ናይ ህይት መስዋእትነት ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ምስጋና ክነቕርብ ይግባእ” ክብሉ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም። ጥምረት ዓለም ለኸ ሕብረት…

ካብ ዓፋርን ኣምሓራን ተቐጥቂጡ ዝወፅአ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ሕነ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዓፋር ኣብዓላ ንፁሃን ዜጋታት ቀቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ዓፋርን ኣምሓራን ተቐጥቂጡ ዝወፅአ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ሕነ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዓፋር ኣብዓላ ብዝኸፈቶ ሓዱሽ ግምባር ንፁሃን ዜጋታት ቀቲሉ። ነዚ ስዒቡ ድማ መንግስቲ እቲ ክልል መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብቲ መግለፂ ድማ ግብረ ራዕዲ…

ቁናኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ንምርኢት ህዝቢ ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱሪዝም ከተማ ጎንደር ንምንቕቓሕን ዋሕዚ በፃሕቲ ንምውሳኽን በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር ንልዕሊ 150 ዓማውቲ ኣብ እንግሊዝ ፃንሒት ድሕሪ ምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ቁናኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ንምርኢት ህዝቢ…

ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ ቃላይ ሃረማያ ፅሬት ኣከካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ ቃላይ ሃረማያ ፅሬት ኣከካይዶም። ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ ዘሰናደኦ ወፍሪ ፅሬት ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት እታ ከተማ ተሳቲፎም። ስራሕቲ…

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽኽር ዘተኮረ ካልኣይ ዙር ዕላዊ ዘተ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽኽር ዘተኮረ ካልኣይ ዙር ዕላዊ ዘተ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ እታወታት ከከም ኣድላይነቶም ኣብ ውሽጢ እቲ ኣዋጅ ከምዝካተቱ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…