Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 100 መናእሰይ ጨፍጪፉ-ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 100 መናእሰይ ጨፍጪፉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ሸሊኹ ብምእታው ሎሚ ለይቲ ልዕሊ 100 መናእሰይ ኣሰሊፉ ከምዝጨፍጨፈ ኢዩ ገሊፁ። እቲ…

እዋኑ ብትኽክል ምርዳእን ንገዛእ ርእስኻ ህልውና ምድላውን ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ብትኽክል ምርዳእን ንገዛእ ርእስኻ ህልውና ምድላውን ይግባእ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሐዚ እንርከበሉ ወድዓዊ ሓቂ ህዝብና ብማንነቱ ተፈሊዩ ንምጥፋእ ተሊሙ ምስ…

ዩኒቨርሲቲ ጅማ  ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ  ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ኣስታት 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ዝተፈላለየ ናውቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምግቢ ተንከፍ፣ ናውቲ ገዛ፣ ንእንስሳት ዝኸውን ምግቢ፣ ኣልባሳትን ፍራሽን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግቤ ሓደ ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግቤ ሓደ ልዕሊ 18 ሜትሮ ዕምቆት ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኣይተ ደሳለኝ ንጉሴ፥ ኣብቲ ግድብ 1 ነጥቢ 5 ሜትሮ ክቢ ነቓዕ ብምህላዉ ማይ ናይ ምሉሓኽ ፀገም ኣጋጢሙዎ ነይሩ። ስለዝኾነ…

ካብ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዝተመሓላለፈ ህፁፅ ፃውዒት

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራሪ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ይፍፅምን ህዝቢ ይቐትል፣ የዋርድ፣ ንብረቱ ይዘርፍ፣ እናዕነወን ኢትዮጵያ ንምፍራስ ናይ መወዳእታ ናይ ሞትን ሕውየትን ቃልሲ ይገብር ኣሎ። እዚ ንምምካት ብስሩዕ ሕጊ…

ዝመረረ ቃልሲ ተቓሊስና፣ ጥዑም ዓወት ክነጠዓዕም ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ዝመረረ ቃልሲ ተቓሊስና፣ ጥዑም ዓወት ክነጠዓዕም ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዝመረረ ቃልሲ…

ኣብ ዞባ ፋፈን ብኩታ ገጠም ሕርሻ ዝለምዐ ግራውቲ ስርናይን ምሸላን ዑደት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፈን ብኩታ ገጠም ሕርሻ ዝለምዐ ግራውቲ ስርናይን ምሸላን ዑደት ተኻይዱ። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ዑስማንን ካልኦት ኣመራርሓታትን ተሳቲፎም፡፡…

ሰራዊት ምክልኻል ኣመልኪቶም ዝተዛብዑ ሓበሬታታት ዝፍንዉ ኣካላት መንግስቲ ኣይዕገስን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኣመልኪቶም ፍፁም ዝተወዝዑን ንህዝቢ ዘየኽብሩ ናይ ሕሶት ዝተዛብዑ ሓበሬታታት ዝፍንዉ ኣካላት ከምዘይዕገስ ኣፍሊጡ። ኣብ ግምባር ደሴ ዝተፈጠረ ኩነታት ኣመልኪቶም ንጋዜጠኛታት መብርሂ ዝሃቡ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሪፈራል ሆስፒታል ሼኽ ሓሰን የበሬ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማን ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሪፈራል ሆስፒታል ሼኽ ሓሰን የበሬ ዑደት ኣካይዶም። ኣብ ዑደቶም እውን ኣብ ማእኸላት ሲቲ ስካን፣ ማእኸል…

ኣብ ጥቓ መቐለ ኣጉላዕ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ዕጡቓት እቲ ጁንታ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጥቓ መቐለ ኣጉላዕ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ዕጡቓት እቲ ጁንታ ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ተገሊፁ። እቲ ትካል ብዙሓት ኣባላት እቲ ጉጅለ ንልኡኽቶ ግብረ ራዕዲ ተመልሚሎም ዝስልጥኑሉ ከምዝኾ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ እዋናዊ…