Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ሃገር ምስ ሙሉእ ክብራ ንምፅናሕ ዘለና ኣማራፂ ኩሉ ክንጥቀም ኢና – ምምሕዳር ክልል ደቡብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኩሎም ህዝቢታትን ኣመራርሓታትን ክልል ደቡብ ሃገር ንምድሓን ንዝግበር ቃልሲ ካብ ኩሉ ተግባር ቅድሚት ሂቦም ንኽረባረቡ፣ መናእሰይ ናብ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ንኽፅምበሩን ተወዲቦም ፀፅታ ከባቢኦም ንኅሕልዉን፣…

መላእ ህዝቢ ኦሮሞን ኣመራርሓን ሃገር ንምድሓን ንዝግበር ቃልሲ ቀዳምነት ብምሃብ ንክንቀሳቐሱ ምውሳኑ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መላእ ህዝቢ ኦሮሞን ኣመራርሓን ሃገር ንምድሓን ንዝግበር ቃልሲ ቀዳምነት ብምሃብ ንክንቀሳቐሱ ምውሳኑ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ  ጁንታ ወያኔ ኣብ ዝተፈጠረሉ እዋን ጀሚር ብሴራ፣…

ቅስሚ ከዳዓት ሰቢርና ኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ንምሽጋር ኩልና ወታደር ክንኾን ይግባእ-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)24 ጥቅምቲ ናይ ክሕደት መወዳእታ ዝተርኣየሉ ዕለት!  ናይ ኢትዮጵያ ብሔራት፣ ብሔረሰበትን  ህዝብታትን  ልቢ ዝሰበረ ዜና ዝተሰምዐሉ  ዕለት ኢዩ። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ቅስሚ ከዳዓት ሰቢርና ኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ…

ኣብ ግንባር ወሎ ኣብ ዝነበረ ውግእ ኢትዮጵያውያን ዘይኮኑ ሓይሊታት ምስታፎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግንባር ወሎ ኣብ ዝነበረ ውግእ ኢትዮጵያውያን ዘይኮኑ ሓይሊታት ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስታፎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂቦም።…

ሕብረተሰብ ብመንፈስ ጌዘ የለን ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብቲ ወፍሪ ክሕወስ ኣለዎ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሉ ከባቢ ዝርከብ ሕብረተሰብ ብመንፈስ ጌዘ የለን ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብቲ ወፍሪ ክሕወስ ኣለዎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት…

ኣመራርሓን ህዝብን ናይ ተግባር ሓድነት ብምፍጣር ሃገር ከድሕን ኣለዎ- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲዮም። ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ተለኣኣኽቱን ኢትዮጵያ ኣነ እንተዘይመሪሐያ ትፍረስ፣ ትበታተን ብዝብል ዕላማ ይሰርሑ…

ሃገር ንምፍራስ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝሰርሑ ኣካላት ኢዶምክ ንክእክቡ መንግስቲ ኣጠንቂቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድነት ሃገር ንምሽርሻር ዓሊሞም ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝሰርሑ ኣካላት ኢዶምክ ንክእክቡ መንግስቲ ኣጠንቂቑ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ፥ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ህወሓት ናብ ከተማ ኮምቦልቻ ሸሊኹ ብምእታው ሎሚ ምሸት…

ህወሓት ንምድምሳስ ናብ ግንባር ንምውፋር ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበርቲ ደባርቕ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ናብ ግንባር ንምውፋር መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቦ ፃውዒት ስዒቡ ነበርቲ ደባርቕ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ብርሀኑ ጸጋዬ÷ ወራሪ ህወሓት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ መወዳእታ…

መናእሰይን ህዝብን ኦሮሞ ነቲ ጁንታ ንምቅባር ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መላእ መናእሰይን ህዝብን ኦሮሞ ነቲ ጁንታ ንምቅባር ግደኦም ንክዋፅኡ ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሞ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ፈቃዱ ተሰማ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቶም መናእሰይ ምስ ካልኦት ኢትዮጵያውያን ብምዃን ብዝኸፈልዎ መስዋእቲ…

መናእሰይ ተወዲቦም ናብ ግንባር ብምኻድ ዓወት የመዝግቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)እኩይ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነምፍሻል መናእሰይ ከተማ ደብረ ብርሃን ተወዲቦም ናብ ግንባር ብምኻድ ዓወት የመዝግቡ ከምዘለዉ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ካሉ ወንድሙ  ገሊፆም። እቶም መናእሰይ ብዘካየድዎ ቃልሲ ዝመፅአ ሃገራዊ ለውጢ ብግብረ…