Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ብቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝተመሓላለፉ ቀንዲ ቀንዲ መምርሒታት  

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ መምርሒታት ኣመሓላሊፉ። በቲ ቢሮ ካብ መንጎ ዝተመሓላለፉ ቀንዲ ቀንዲ መምርሒታት፦ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብር ዝኾነ ይኹን ነባሪ ኣብ ኢዱ ዝርከቡ መሳሪያታት “ቅድመ ሐዚ ዝተመዝገበ ይኹን…

ህዝቢ ዓፋር ሃገር ንምፍራስ ዝንቀሳቐስ ህወሓት ኣብ ዝምዝገብ ዓወት ኣሰሩ ንኸንብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዓፋር ሃገር ንምፍራስ ዝንቀሳቐስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቕባር ኣብ ዝምዝገብ ዓወት ኣሰሩ ንኸንብር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ…

ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝፈታተኑ ጉዳያት ዘየዳግም ሕጋዊ ስጉምቲ ምውሳድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝፈታተኑ ጉዳያት ዘየዳግም ሕጋዊ ስጉምቲ ምውሳድ ከምዝጀመረ ናይ ሓባር ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን ፀጥታን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ምሕላው ብዝምልከት እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥…

ሓቢርካ ንምስራሕ ዘለዉ ክብሪታት ተጠቒምና ሃገርና ነማዕብል – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያውያን ሓቢርካ ኣብ ምስራሕ ዘለዉና ክብሪታት ተጠቒምና ሃገርና ነማዕብል” ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ፀዊዐን። ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ የካይድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ…

ሓደ ኮይንና ብምስላፍን ዓቕምና ብምትእኽኻብን ሕልፈት እቲ ጉጅለ ራዕዲ ክነቀላጥፍ ኣለና-ክልል ሃረሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብዝሓለፈ ዓመት 24 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት እዚ ሰሜን ታሪክ ዘይርስዖ ክሕደት ድሕሪ ምፍፃሙ…

መሳርሒኦም ዘየመዝገቡ ወነንቲ ጦር መሳርሒ ውልቀ ሰባት ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ እነኸመዝግቡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሳርሒኦም ዘየመዝገቡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ወነንቲ ጦር መሳርሒ ውልቀ ሰባት ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ እነኸመዝግቡ ሓላፊ ቢሮ ድሕንነትን ሰላምን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ሓላፊ ቢሮ ኣብ እዋናዊ…

ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብ ሓፂር እዋን ብምድምሳስ ገፅና ናብ ልምዓት ንምምላስ ህዝቢ ክልል ጋምቤላ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ንኽብሉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፀረ ልምዓት ዝኾነ ጉጅለ ጁንታውን ኣብ ሓፂር እዋን ብምድምሳስ ገፅና ናብ ልምዓት ንምምላስ ህዝቢ ክልል ጋምቤላ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ንኽብሉ መንግስቲ እቲ ክልል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ክልላዊ መንግስቲ ክልል ጋምቤላ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ…

ከም ሃገር ዝመፀና ሓደጋ ሓደ ኮይንና ክንምክቶ ኢና-ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ዝመፀና ሓደጋ ሓደ ኮይንና ክንምክቶ ኢና ክብል ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። እቲ ፀላኢ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ወረራ እንተፈፀመ እውን፥ ብልዑል ቂምን ፅልኣትን ስምዒት ዝመፅአ ናይ መላእ ኢትዮጵያውያን ፀላኢ…

ናብ ወፍሪ ህልውና ካብ ዝተሓወሱ መምህራን ዩንቨርስቲ ኣንደበት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ረዳት ፕሮፌሰርነቱ ንምፅዳቕ መዓልታት ዝፅበ ዝነበረ መምህር  ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሲሳይ እባብየን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደብረብርሃን  መምህር ኬሚካል ኢንጂነሪንግ  ኢንጂነር መንግሥት ካሳውን ናብ ወፍሪ ሀልውና ብምሕዋስ ኣብ ግንባር…

ኣመራርሓን ህዝብን ሙሉእ ዓቕሙ ኢትዮጵያ ኣብ ምድሓን ክገብር ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ኣይተ ኣብዱጀባር መሓመድ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝሕግዝዎ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ናይ ውሽጢ ተለኣኣኽቲን…