Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ደቡብ ሱዳን ብዓውዲ ኣቪየሽን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ብዓውዲ ኣቪየሽን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ምስ ሚኒስትር ትራንስፖረት ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልቲኣዊን ሃገራዊን ዛዕባ ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ…

ክልል ደቡብ ምስ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ናይ ስልጣን ርኽክብ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ምስ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ናይ ስልጣን ርኽክብ ገይሩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳው ካብ ኩሉ ነገር ሃገር ምድሓን ክቕድም ከምዝግባእ ገሊፆም። ሕብረተሰብ ኣብ ኩሎም ከባቢታት ብንቕሓት ምሕላው…

ኣብ ኣርባዕተ ከተማታት ኢትዮጵያ ዝትግበር ዘበናዊ ካዳስተር ፕሮግራም ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ኢትዮጵያን መንግስቲ ደቡብ ኮርያን ብሓገዝ ገንዘብ ባንኪ ስዊዝ ኣብ ኣርባዕተ ዓበይቲ ከተማታት ኢትዮጵያ ዝትግበር ፕሮጀክት ዘበናዊ ሓበሬታ መሬትን ስርዓት ምምሕዳርን ተጀሚሩ። ስርዓት ካዳስተር ሓዊሱ ዘበናዊ ናይ ከተማታት ምሕደራ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ብዝምልከት ንዝወፅአ ውፅኢት ምርመራ ምላሽ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣድሂቡ ዝወፅአ ውፅኢት ምርመራ መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክቐርበሉ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ፅባሕ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 93/1 ናይ ወፃኢ ወራር እንተጋጥም…

ነበርቲ ክልል ዓፋር ዝኾነ ይኹን ውልቀ መሳሪያ ብምሓዝ ንክወፍሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክልል ዓፋር ዝኾነ ይኹን ውልቀ መሳሪያን ዕጥቅን ከምኡውን ተመሳሰልቲ እታዎታት ብምሓዝ ኣብ ጎኒ ፍሉይ ሓይሊን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ንክስለፉን ህዝቢ ካብ ዘንፀላለዎ ሓደጋ ንክከላኸሉን መነግስቲ እቲ ክልል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ርእሰ ምምሕዳር…

ንኮምፕሪሄንስቭ ሆስፒታል ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክቶሬት ምምሕዳር ወታደራዊ ክበባት መደብርን መሀደስን ምክልኻል ሃገር ንኮምፕሪሄንስቭ ሆስፒታል ሓይሊታት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 2 ሚሊየን ብዝ ዝግመት ኣልባሳት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ዳይሬክቶሬት 1 ሺሕን 300 ኮቦርታ ኢዩ ድጋፍ ገይሩ። እቲ…

ዝተፈላለያ ትካላት ህወሓት ንእዚ ሰሜን ዝጨፍጫፈሉ ቀዳማይ ዓመት ዘኪረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንእዚ ሰሜን ብድሕሪት ዝወግአሉ ቀዳማይ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ዘኪረን። እተን ትካላት ግብረ ራዕዲ ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ብዝፈፀሞ ክሕደት…

ኣብ ክል ሃረሪ ጦር መሳርሒ ዘለዎ ውልቀሰብ ንኸመዝግብ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክል ሃረሪ ጦር መሳርሒ ዘለዎ ውልቀሰብ ብምምዝጋብ ንባዕሉን ከባቢኡን ክሕሉ ፃውዒት ቀሪቡ። ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን ኣይተ ጥላሁን ዋደራ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም፡፡ እቶም ሓላፊ ኣብ መግለፂኦም፥…

ፀላኢ ብደምናን ኣዕፅምትናን ቀቢርና ክብሪ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ሰሜን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግኣሉ ቀዳማይ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ይዝከር ኣሎ። ኣብ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ 24 ጥቅምቲ ንኢትዮጵያ ክብሉ ሰፈሮመን ቤተሰቦምን ብምሕዳግ ሃገሮም ካብ…