Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ስነ ስርዓት ምፍናው ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ምፍናው እቶም ናብ ሰራዊት ዝሕወሱ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ  …

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክቐርበሉ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሎሚ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 93/1 ናይ ወፃኢ ወራር…

ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ከሓድቲ ንምስዓር ሓድነት ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ- ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ፣24 ጥቅምቲ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ከሓድቲ ንምስዓር ሓድነት ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብላ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፀን። እተን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኽ ሃገር ዘለወን ድጋፍ ንምግላፅ ደም ለጊሰን። ኣብዝሃብኡ ርእይቶ…

ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘጠራጥር ነገር እንተጋጥሞም ሓበሬታ ዝህብሉ ነፃ መስመር ስእኪ ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘጠራጥር ነገር እንተጋጥሞም ሓበሬታ ዝህብሉ ነፃ መስመር ስልኪ "9977" ዕላዊ ተገይሩ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ! መከላከያ ይደግፉ/ፋ! እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣባላት ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ሰራዊት ብወገኑ ዝተኽሓደሉ ዕለት ዘኪሮም ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ሰራዊት ብወገኑ ዝተኽሓደሉ ዕለት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም  ዘኪሮም ውዒሎም። ኣብቲ እዋን መስዋእቲ ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ሰማእታት ፀሎት ሕሊናን ምብራህ ጥዋፍን ከምዝተገበረሎም እውን ተገሊፁ። እቶም ኣባላት…

ነበርቲ ከተማ ጎንደር ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ዝዝክር መርሃ ግብሪ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጎንደር ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ዝዝክር መርሃ ግብሪ ኣካይዶም። እቶም ነበርቲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ቀዳማይ ዓመት  እንትዝክሩ ሃገራዊ ነታት ኣብ ግምት ብምእታው እቲ ወራሪ ጉጅለ ኣብ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘርኢ መሰረት ዝገበረ ጨፍጫፍን ካልኦት ኢሰብኣዊ ተግባራትን ፈፂሙ-ፀብፃብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል

ኣዲስ ኣበባ፣ 24  ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘርኢ መሰረት ዝገበረ ጨፍጫፍን ካልኦት ኢሰብኣዊ ተግባራትን ከምዝፈፀመ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ቢሮ ሰብኣዊ መሰል ውሕመ ብሓባር ኣብ ዘውፅእዎ ፀብፀብ ገሊፆም። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ቢሮ ሰብኣዊ መሰል…

ካብ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ 42 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2014 ካብ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘይቲ 42 ነጥቢ 75 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 42 ነጥቢ 85 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ምሃብ ታሴራ ነባርነት ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ድሕንነት ህዝብን ብዝተፈላለዩ መገዲታት ናብታ ከተማ ዝኣትዉ ፀጉረ ልውጣትብ ሸሊኾም ዝኣትዉን ንምክልኻል ዓሊሙ ምምሕዳር እታ ከተማ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ኩለን ወረዳታት ኣገልግሎት ምሃብ ታሴራ ነባርነት ከምዘቋረፀ…

ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ካብ ስምምዕነት ኣጎዋ ንምውፃእ ዝሃበቶ ውሳነ ንክተፅንዖ መንግስቲ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ካብ ስምምዕነት ኣጎዋ ንምውፃእ ዝሃበቶ ውሳነ ዝተሰሓሓተን ተረባሕነት ዜጋታት ዝጎድእን ስለዝኾነ ንክተፅንዖ መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣተሓሳሲቡ። ኣጎዋ፥ ኢትዮጵያ ፍሪያታ ብዘይቀረፅ ናብ ኣሜሪካ ንክተእቲ  ዝፈቅድ ስምምዕነት  ኢዩ።…