Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ ኣቢዪ ጉያ ቶታል ኢነርጂስ 2014 ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተናውሐ ኣፍሊጡ። 5 ሕዳር 2014 ዓ.ም ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ቶታል ኢነርጂስ 2014 ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ፥ ብመሰረት ኣዋጅ ህፁፅ እዋንንዘይተወሰነ እዋን…

ፀገም ፀፅታ ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ኣብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ዝነበሩ ተምሃሮ ጊዚያዊ መደባ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ፀገም ፀፅታ ኣብ ዘለዎም ዩንቨርስቲታት መቐለ፣ አክሱም፣ ዓዲግራት፣ ራያን ወልዲያን  ዝነበሩ ተምሃሮ ቀዳማይ ዲግሪ ጊዚያዊ ምደባ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ፌስ ቡክ ገፁ ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ እቶም ተምሃሮ…

ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘጠራጥር ኩነታት ዝሕብሩሎም ቁፅሪ ስልኪታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ይኹን ዘጠራጥር ነገር እንተጋጥሞም ወይ እውን ኣገልግሎት ፖሊስ እንትደልዩ ዝጥቀሙሎም ዝስዕቡ ቁፅሪ ስልኪታት ምጥቃም ከምዝከኣል እቲ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ 9977፣ ብናፃ መስመር ስልኪ 991 ፣ 997…

ምስ ህወሓትን ሸኔን ርክብ ዝነበሮም 98 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ምስ ግብረ ራዕዲ ምስ ህወሓትን ሸኔን ቀጥታዊ ርክብ ዝነበሮም 98 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ፖሊስ እቲ ክልል አብዱልአዚም መሐመድ ከምዝበልዎ፥ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቅድሚ መውፅኡ ናይቲ…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ህወሓት እናፈፀሞ ዝርከብ ተግባር ግብረ ራዕዲ ክኹንንነ ይግባእ – ኣምባሳደር ሬድዋን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ እብ ክልተኣዊን እዋናዊን ጉዳያት እድሂቦም ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘጋጠማ ፀገም ቀንዲ ተሓታቲ ህወሓት ከምዝኾነ…

ተግበርቲ እኩይ ሽርሒ ህወሓት ኣብ ጥቓኹም ኣለዉ፣ ኩላትና ነቃልዕ!

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከተማታት ኣልባሳት ፌዴራል ፖሊስ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ዝተፈላለዩ ሓይሊታት ፀፅታን ሰፍዮም ንህወሓትን ደገፍቲ ሸኔን ኣብ ምድላው ዘለዉ ተሃዲኖም ይተሓዙ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ኣብ ሰሜን ወሎን ተመሳሰልቲ ቦታታትን…

ንኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ መብርሂ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስን ሂቦምዎም።…

ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ገለፃ ተገይሩ። እቲ ገለፃ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኢብራሂም ዑስማንን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል…

መሓውርን ኣወዳድባ እዚ መምርሒ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ

መምርሒ ህፁፅ ግዜ 5 /2014 ቁፅሪ 1/2014 “ኣብ ልዕሊ ህልውናን ሉእላውነትን ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ቁፅሪ 5/2014” ፣ ዓንቀፅ 7 (1) ኣፈፃሚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፣ ንቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦርን ተፀዋዒ ዝኾነ ብላዕለዋይ ኢታማዦር…

ፓርቲ ብልፅና ክልል ሃረሪ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ክልል ሃረሪ ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ሓፈሻዊ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘቲዩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበሉዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህሓትን ሉኡኻቱን…