Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ለገጣፎ ለገዳዲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ለገጣፎ ለገዳዲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ንወፍሪ ህልውና ዝድግፍን መልእኽቲ…

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ዱከም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ዱከም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ሽርሒ ሃገር ምፍራስ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ወፍሪ ህልውና ዝድግፉን መልእኽታት ተመሓላሊፎም፡፡ “ወያነ ናይ…

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ንወፍሪ ህልውና ዝድግፍን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡…

ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ፡፡ በሰላማዊ ሰልፉ የሸብር ቡድኑን ድርጊት የሚያወግዙ እና የህልውና ዘመቻውን የሚደግፉ መልዕክቶች እየተላለፉ ነው ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ተግባር እቲ…

“ብህልውናን ድሕንነትን ሃገር  ኣይንደራደርን” ብዝብል ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ  ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ህልውና ብምድጋፍን ኢድ ኣታውነት ኣሜሪካ ዝቃወምን  “ብህልውናን ድሕንነትን ሃገር  ኣይንደራደርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ  ሰልፊ 29 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ናይ ሠላምን ሓድነትን ንኢትዮጵያ…

ናይ ፌዴራል ፖሊስ ሓበሬታ መውሃቢ መስመራት ስልኪ

ናይ ፌዴራል ፖሊስ ሓበሬታ መውሃቢ መስመራት ስል ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ምንቅስቓስ እንትንዕዘብ በቶም መስመራት ስልኪ ቀልጢፍና ናብ ፌዴራል ፖሊስ ንደውል። ሓበሬታ ብምሃብ ይተሓባበሩና እንትብል ፖሊስ ፃውዒት ኣቕሪቡ።

ኣባላት ፋኖን ሚሊሻን ሰሜን ሸዋ ናብ ግንባር ይዘምቱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምፍላም ኣባላት ፋኖን ሚሊሻን ሰሜን ሸዋ ናብ ግንባር ይዘምቱ ኣለዉ። ናብ ግንባር ንፍናው ዝተገበረሎም ኣባላት ፋኖን ሚሊሻን ሰሜን ሸዋ  ህዝቢ ሽዋ ካብ…

ምርኮኛ ኣዛዚ ክ/ሰራዊት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ግንባር ደሴ ልዑል ኪሳራ ከምዝበፅሖ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) እቲ ግብረ ራዕዲ ቅንያቱ ኣዝዮም ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ኣባላት ብምስላፍ ኣብ ግንባር ደሴ ውግእ እንተኸፈተ እውን ልዑል ሰብኣዊን ቁሳዊን ኪሳራ ከምዝበፅሖ ኣብቲ ግንባር ዝተማረኸ ኣዛዚ ሜይደይ ክፍለ ሰራዊት እቲ ጉጅለ ራዕዲ  ኮሎኔል ጉዕሽ ገብረ…

ብፃዕዳ ፕሮፖጋንዳ ዝፈርስ ሃገር የለን፤ ዝኣተናዮ ኲናት ናይ ህልውና ኲናት ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ካብ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ ብፃዕዳ ፕሮፖጋንዳ ዝፈርስ ሃገር የለን። ዝኣተናዮ ኲናት ናይ ሀልውና ኲናት ኢዩ። ኢትዮጵያ ናይ ምድሓን ፃውዒት ስዒቡ ዝመፅእ ዘሎ ናይ ሀዝቢ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ብተጋድሎ ደቃ ናይ ጥፍኣት ሓይሊታት ንሓንሳብን መወዳእታን ንምቕባር ዘሎ…

ሓላፍነት ዝጎደሎም ማሕበራዊ ሚዲያ ገፃትን ‘ማሕበራዊ ኣነቓቓሕቲ ኢና’ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ከምዘይዕገስ መንግስቲ ኣፍሊጡ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነት ዝጎደሎም ማሕበራዊ ሚዲያ ገፃትን ‘ማሕበራዊ ኣነቓቓሕቲ ኢና’ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ከምዘይዕገስ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ መንግስቲ ዘቕረቦ ሃገር ናይ ምድሓን ፃውዒት…