Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰላም ከባቢኦም ይሕልዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለከተማታት ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ዜጋታት ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ሰላም ከባቢኦም ይሕልዉ ኣለዉ። “ኣነ እውን ፖሊስን ዘብዒን ሰፈረይ እየ” ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ክፍለ ከተማታትን ዝርከቡ ነበርቲ፣ ወለንታውያን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰልፊ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዙ ጭርሖታት ከምዝተደመፁ ካብ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ድሬዳዋ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። …

ነበርቲ ከተማ ሻሸመኔ ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ሻሸመኔ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ ተግባር እቲ ጉጅለ ራዕዲ ዘውግዙን ወፍሪ ህልውና ዝድግፉን መልእኽታት ተመሓላሊፎም። ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ምውጋድ ህልውና…

ደቡብ ጎንደር ናብ ግንባር ከተቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ጎንደር ህዝባዊ ሠራዊት ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ግንባር ከቲቱ። ህልውና ሕዝቢ ኣምሓራ ኣብ ሓደጋ ምውዳቑ ስዒቡ ኢዩ እቲ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ግንባር ከቲቱ። እቲ ህዝባዊ ሠራዊት ህዝቢ ኣምሓራ አዋሪዱ፣ ዘሪፉን ቀቲሉን…

ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ ተግባር እቲ ጉጅለራዕዲ ዘውግዙን ወፍሪ ህልውና ዝድግፉን መልእኽታት ተመሓላሊፎም። ኣብቲ ሰልፊ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ምውጋድ…

ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ጋምቤላ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ ተግባር እቲ ጉጅለራዕዲ ዘውግዙን ወፍሪ ህልውና ዝድግፉን መልእኽታት ተመሓላሊፎም። ኣብቲ ሰልፊ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ምውጋድ…

ኣብ መላእ ኦሮሚያ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ብምውጋዝ ዓብዪ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኦሮሚያ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ብምውጋዝ ዓብዪ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት ሓሽከር ወያነ ብምዃን ዘገለገል ዘሎ ሸኔን ጨፍጫፍን ዘራፍን ወያነን ዘካይድዎ ዘለዉ ሃገርን ህዝብን ናይ ምጥፋእ…

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ቡራዩ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ቡራዩ ይካየድ ኣሎ። “ወያነ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ፀላኢ ኢዩ፣ ክዘምት ኢየ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ከኽብር ኢየ፣ ኣብ መቓበር ከሓድቲ ምዕባለ ኢትዮጵያ…

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ገላን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ገላን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ንወፍሪ ህልውና ዝድግፍን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡…

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ሰበታ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ሰበታ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ንወፍሪ ህልውና ዝድግፍን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡…