ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትእኽኻብ ዳዕሮታት ንዱር ዘይድፈር ይገበሮ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ፈታኒ እዋን ውላዳት ኢትዮጵያ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ከምዝተለዓሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ናይ መወዳእታ ከቢድ ሕማም ሕርሲ ህፃን ዝውለደሉ ሰዓት ኢዩ፤ እዚ ፈታኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ደጀን ክሳብ ግምባር መስዋእቲ ንምኽፋል ድሉዋት ኢና – ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ደጀን ክሳብ ግምባር ክንከፍሎ ዝግባእ መስዋእቲ ንምኽፋል ድሉዋት ከምዝኾኑ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ፥ ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝጀመሩዎ ምንቅስቓስ ንምውዳድ ዘኽእል መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ንግዲ ኢትዮጵያን ዩጋንዳን ንምጥንኻር ዝዓለመ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩጋንዳ ኣለምፀሐይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ዩጋንዳ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ክልተ ኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብምድሃብ ልዝብ ምግባረን ተገሊፁ። ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከካይዶ ዝነበረ መረፃ ምቁራፁ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ክካየድ ዝነበረ ግዘዘ ሰሌዳ መረፃን ምድላውን ምቁራፁ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ 6 ሃገራዊ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ መብዛሕተኦም ክፋላት እታ ሃገር ኣካይዱ ዝዛዘመ እንትኸውን፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኲናት ህወሓት ንምምካት ከንዘምት ኢና-መናእሰይ ጋምቤላ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ንምምካት ከንዘምት ኢና ክብሉ መናእሰይ ከተማ ጋምቤላ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝጓየ ዘሎ እቲ ግብረ ራዕዲ ከምዘይዕወት ተዛሪቦም። ህወሓት ተሓጋገዝቱ ካብ ወፃኢ ዓዲ እንተይተረፈ ብምምፃእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራት ኣፍሪካ ዓቒ መናእሰየን ንምጥቃም ዘኽእል ምቹው ኩነታት ክፈጥሩ ይግባእ – ሁሪያ ዓሊ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ዓቒ መናእሰየን ንምጥቃም ዘኽእል ምቹው ኩነታት ንምፍጣር ዘኽእል ምቹው ሃዋህው አኖቬሽን ክፈጥሩ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን። 7ይ ጉባኤ ኢኔቬሽንን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኣፍሪካ ብመርበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀብሪ ናይቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብምቅልጣፍ ገፅና ናብ ልምዓት ክነዝውር ይግባእ – ኣዛዚ ምድብ ምዕራብ ኣየር Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀብሪ ናይቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብምቅልጣፍ ገፅና ናብ ልምዓት ክነዝውር ይግባእ ክብሉ ኣዛዚ ምድብ ምዕራብ ኣየር ገሊፆም። ኣባላት ሰራዊት ምእድብ ኣየር እዚ ምዕራብን ሰቪል ሰራሓተኛታትን ግብረ ራዕዲ ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሉኣላዊነት ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ናይ ባዕልና ግደ ክንዋፃእ ኢና – ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ህልውናን ሉኣላዊነትን ሃገር ንምክልኻል ተግባራዊ ዝኾነ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተፈፃሚ ንምግባር ናይ ባዕልሎም ግደ ከምዝዋፅኡ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም። ኣባል እቲ ባይቶ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸፈቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ከምዝወሃብ ሃገር ለኸ ኤጀንሲ ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ተምሃሮ ብዝተረጋገዐ ኩነታት ቅድመ ምድላዎም ንክገብሩ ኣተሓሳሲቡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ባቢሌ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንምቅላስ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ንምድሓን ኣብጎኒ ሰራዊት ኮይኖም መስዋእቲ ንምኽፋል ከምተዳለዉ ነበርቲ ከተማ ባቢሌን እታ ወረዳን ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም። ሰላምን ፀፅታን እቲ ከባቢ ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ብዝተወደበ መልክዑ ንሰረዊት ምክልኻል ብዝኾነ ይኹን ገዲ ሓገዝ…