Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

መጠን ፍርያት ሲሚንቶ እናወሰኸ ከምዝመፅ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ሲሚኒቶ ንምዕባይ መንግስቲ ኣብቲ ዓውዲ ብዝወሰዶ ስጉምቲ ምምሕያሽ መጠብ ፍርያት እናወሰኸ ከምዝመፀአ ሚኒስቴር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ፋብሪካታት ስሚንቶ ሙገረን ዳንጎተን ተረኺቦም ከይዲ ምፍራይ እቲ…

ማሕበር ኣክሲዮን ኦሮ-ፍሬሽ ፍርይት ኣትክልቲን ፍረ ምረን ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ንግዲ ኣትክልቲን ፍረምረን ኦሮ-ፍሬሽ ፍርይት ኣትክልቲን ፍረ ምረን ሎሚ መዓልቲ ንነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተመጣጣኒ ዋጋ ምቕራብ ጀሚሩ። እቲ ማሕበር ኣክሲዮን፥ ኣፍረይቲ ቀጥታ ምስ ዓደግቲ ንምርኻብ ፍርያታት ኣትክልቲን…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ዓበይቲ ዓዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ምስ ዓበይቲ ዓዲ ተዛቲዮም። እቶም ዓበይቲ ዓዲ ወራሪን ግብረ ራዕዲን ትህነግ ሃገር ንምፍራስ ዝገብሮ ስራሕ ባንዳ ኮኒኖም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…

ኣብ ዞባ ሃዲያ ንህወሓት ዝኹንንን ንውሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሃዲያ ንሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንንን ንጅግና ውሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ተግባር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዝኾነኑ ትካል ሬድዮን ቴሌቪዥንን ድሬዳዋ ፀብፂቡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…

ሓይሊታት ወፃኢ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ንቃወም – ነበርቲ ጎባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊታት ወፃኢ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ከምዝቃወሙ ኣብ ዞባ ባሌ ነበርቲ ከተማ ጎባን ከባቢኣን ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ንሰራዊት ምክልኻ ዝድግፍን ፅዕንቶ ሓይሊታት ወፃኢ ዝኹንንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጎባ ኣካይዶም።…

ቴሌቪዥን ጣቢያ ሲ ኤን ኤን ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናውፀአ ምዃኑ ተቓሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴሌቪዥን ጣቢያ ሲ ኤን ኤን ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናውፀአ ምዃኑ ተቓሊዑ። እቲ ጣቢያ ብዝምልከት ተደጋጋሚ ፀብፃባት እናሰርሐ ይረኸብ እምበር፥ ዝርሖም ፀብፃባት ኣብ ትኽክለኛ ሓበሬታ ዘይተመርኮሱ ናይ ሕሶት፣ ዝተዛብዑን ሚዛናዊነት…

ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ተምሃሮ እናመረቐ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ተምሃሮ እናመረቐ ይርከብ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ እናመረቖም ዝርከብ ተምሃሮ፥ ብስሩዕ፣ ክረምታዊን ምሸታዊን መርሃግብሪ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ኢዮም።…

ኣብ ከተማ ዲላ ንህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ከተማ ዲላ ኣብ ከተማ ዲላ ንህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ድጋፍ ብዝተፈላለዩ ጭርሖታት ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ እናገበሮ ዝርከብ…

ሕልሚ ምፍራስ ሃገር ትህነግን ሸኔን ንምምካን ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማን ሕልሚን ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዳውያን ትህነግን ሸኔን ንምምካን ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ገሊፆም። ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ፥ ግብረ ራዕዲ ትህነግን ጉጅለ ራዕዲ ሸኔን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ምንቅስቓስ ጥፍኣት…

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ሶዶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ተግባር ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዞባ ወላይታ ከተማ ሶዶ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ኣብ ዞባ ወላይታ ካብ ዝርከባ ወረዳታትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ…