Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ንሕና ብሉኣላውነትና ተደራዲርና ኣይንፈልጥን – ነበርቲ ከተማ ኣሰላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንሕና ብሉኣላውነትና ተደራዲርና ኣይንፈልጥን” ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ገሊፆም። ነበርቲ ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብምኹናን ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሮም ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብምስማዕ ኣብ ሓምለዋይ ስታዲየም…

እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልደታ እናስምዑዎ ዝርከቡ ጭርሖ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልደታ እናስምዑዎ ዝርከቡ ጭርሖ - ብመሪር ቃልሲ ጥዑም ዓወት ክነመዝግብ ኢና! - ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ክብሪ ኣለና! - ንሰራዊት ምክልኻል ተኸፊሉ ዘይውዳእ ውዕለታ ኣለና!…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ከምኡ እውን ንሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ምክያድ ጀሚሩ። ነበርቲ እታ ከተማ ከካብ ከባቢኦም “ጁንታ ፀላኢ ኢትዮጵያ ኢዩ፣ ሓላፍነትና…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ከምኡ እውን ህልውናን ሉኣላዊነትን ሃገር ንምሕላው መስዋእቲ እናኸፈለ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍ ሎሚ መዓልቲ ህዝባዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ። ኩሉ…

ኣብ ከተማ ኣሶሳ ንህወሓትን ቁጣራቱን ዝኹንን ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣሶሳ ንህወሓትን ቁጣራቱን ዝኹንን ከምኡ እውን መንግስቲ ሃገር ንምድሓን ዝጀመሮ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ከምዝካየድ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ከተማ ኣሶሳን ዙሪያኣን ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣመራርሓታት፣ ሰራሕተኛታት…

ሉኣላውነት ሃገር ብምሕላው ታሪኽ ሰዓራይነት ኢትዮጵያውያን ክቕፅል ምግባር ይግባእ – ኣይ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላውነት ሃገር ብምሕላው ታሪኽ ሰዓራይነት ኢትዮጵያውያን ክቕፅል ምግባር ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። “ብዘኹርዕ ቃልሲ ናይ ኣቦታት ደምን ዓፅሚን ኣብ ጥንኩር ከውሒ ዝተሃነፀት ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ሓይሊታት…

ፃውዒት ክተት ተቐቢልና ንምዝማት ተዳሊና ኣለና – ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ንምድሓን ዝተመሓላለፈ ፃውዒት ክተት ተቐቢሎም ንምዝማትን ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋልን ከምዝተዳለዉ ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ ኣፍሊጦም። መንግስቲ ኣብ ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ህልውና ንምምካት ዘመሓላለፎ ፃውዒት ክተት ኣመልኪቶም ነበርቲ ከተማ…

መንግስቲ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንምጥፋእ ዝገብሮ ፃዕሪ ንድግፎ ኢና – ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንምጥፋእ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፉን ክሳብ ህይወት መስዋእትነት ካብኦም ትፅቢት ዝግበር ድሉዋት ከምዝኾኑን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጦም። ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ…

ከተማ ባህርዳር ዘመትቲ ናብ ግምባር ኣፋኒያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ባህርዳር ዝተውፃእፅኡ ዘመትቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሰሳስ ናብ ግምባር ምፍናው ተገይሩሎም። እቶም ዘመትቲ ግብረ ራዕዲን ወራሪን ሓይሊ ብምድምሳስ ዓወት ንምሕፋስ ቆራፃት ከምዝኾኑ ምግላጾም ኣሚኮ ፀብፂቡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…

ኩልና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢና – ነበርቲ ከተማ ጎዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጎዴ ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ድጋፍ ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም። ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፉ ሰላማዊ ሰልፊታት ዝተኻየዱ እንትኾኑ፥ ነበርቲ ከተማ ጎዴ “ኩልና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢና” ክብሉ…