Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ህልውና ሃገር ዝተኸፈተ ኲናት ኣብ ምምካት ህዝቢ ክለልል ሲዳማ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንኽገብር ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህልውና ሃገር ዝተኸፈተ ኲናት ኣብ ምምካት ህዝቢ ክለልል ሲዳማ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንኽገብር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓቲቶም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ፥ ሎሚ መዓልቲ ህዝቢ ክልል ሲዳማ ግብረ ራዕዳውያን…

ዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ሓድነት ሃገር ንምሕላው ምስ ግብረ ራዕዳውያን እናዋደቐ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሮም። ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ 30 ኣብዑርን 15 ሚሊየን ብርን ሓገዝ እንትገብር፥ ሓላፍነቱ…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤን ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋን ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ ክልል ትግራይ ወፃእ ኣብ ኩለን ክልላት ይወሃብ ኣሎ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋን ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ ተዘዋዊሮም…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድምሳስ ንሃገርና ብዘለና ልምዲ ንምግልጋል ወሲንና ኣለና – ነበር ኣባል ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)”ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድምሳስ ንሃገርና ብዘለና ልምዲ ንምግልጋል ወሲንና ኣለና” ክብሉ ነበር ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም። እቶም ነበር ኣባላት ሰራዊት፥ መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ተቐቢሎም ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘጋጠማ ሃገራዊ ፈተና…

ንዓወት ብዝግስግስ መንፈስ ሰዓራይነት ኢትዮጵያ ክነብስር ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንህወኸሉ ወቕቲ እንተይተሃወኽና ምሕላፍ ምልክት ብሄራዊ ፅንዓት ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ፅሒፎም። ብብዙሕ ኣንፈታት እናተፈተንና ንርከብ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ፈተና ንሓልፈሉ ጥነካረ ቀዳማይ…

ኣብ ዓለም ለኸ ስታዴም ሃዋሳ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት መንግስቲ ክልል ሲዳማን ነበርቲ ከተማ ሃዋሳን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምቅዋም ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ሃዋሳ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። ንሕና እናሃለና ሃገርና ብጁንታ ኣይትፈርስን፤ ንጁንታ ክነጥፈኦ ኢና፣ ሃገርና ብኽብራ…

ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና 2013 ዓ.ም 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ክጅመር ኢዩ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ተምሃሮ ፈተነኦም ብዝተረጋገአን ስነ-ምግባር ብዝተመልኦን መልክዑ ንኽፍተኑ ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…

ኣብ ዓለም ለኸ ስታዴም ሃዋሳ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት መንግስቲ ክልል ሲዳማን ነበርቲ ከተማ ሃዋሳን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምቅዋም ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ሃዋሳ ሰልፊ ተኻይዱ። ንሕና እናሃለና ሃገርና ብጁንታ ኣይትፈርስን፤ ንጁንታ ክነጥፈኦ ኢና፣ ሃገርና ብኽብራ…

ሓደ ሓደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶት ዜና ዝሰርሑሉ ዝንባለ ሱር ዝሰደደ ስለዝኾነ ክእረም ይግበኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ሓደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶት ዜና ዝሰርሑሉ ዝንባለ ሱር ዝሰደደ ስለዝኾነ ክእረም ከምዝግበኦ ሚኒሰስትር ዲኤታ ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣተሓሳሲቦም። እቶም መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ፀብፃቦም…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ጂግጅጋ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲን ጉጅለ ጥፍኣትን ንዝኾ ህወሓት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ 20 ቀበሌታት እታ ከተማ ዝመፅኡ ነበርቲ ከተማ ጂግጂጋን ኣመራርሓታት ምምሕዳር ከተማን ተረኺቦም። ኣብቲ…