Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ልዕሊ 150 ሺሕ ንዝኾኑ ወገናት ዝውዕል ከምዝኾነ እቲ ማሕበር ገሊፁ። ሓላፊ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ማሕበር ቀይሕ መስቀል…

ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዑስማን ዲዮን ተዛቲየን። እቶም ዳይሬክተር፥ ኢትዮጵያ ብዙሓት መናእሰይ ዝርከቡላ ሃገር ከም ምዃና መጠን ዘለዋ ሃፍቲ ብምጥቃም ከም ሕርሻን ቱሪዝምን ኣብ…

ኢትዮጵያ ፀላእታ ስዒራ ጎብለልን ተምሳሌትን ኣፍሪካ ክትከውን ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ሕዚ እውን ፀላእታ ስዒራ ጎብለልን ተምሳሌትን ኣፍሪካ ክትከውን ኢያ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ሰባት ህይቶም ገቢሮም ንኢትዮጵያ ዘፍርሱ እንተኾይኖም ህይወትና ገቢርና ንኢትዮጵያ…

ዝተኻየደ ሰልፊ ኢትዮጵያውያን ንዝኾነ ይኹን ፅዕንቶ ዘይምብርከኹ ምዃኖም ዘርአዩሉ ኢዩ – ዶ/ር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተኻየዱ ሰላማዊ ሰልፊታት ዝተኻየደ ሰልፊ ኢትዮጵያውያን ንዝኾነ ይኹን ዓለም ለኸ ፅዕንቶ ዘይምብርከኹ ምዃኖም ዘርአዩሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። እቶም…

ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ንተመዛበልቲ ዝውዕል ምግቢን ዝተፈላለዩ ሓገዛትን ልኢኻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል ምግቢን ዝተፈላለዩ ሓገዛትን ልኢኻ። ብቀይሕ ወርሒ እታ ሃገር ኣቢሉ ዝተገበረ ሓገዝ፥ 50 ቶን ምግቢ ሓዊሱ ንኣገልግሎት ጥዕና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ዘካተተ ኢዩ…

ኮንፌደሬሽን ጥምረት ፈጢርና ኢሎም ዝመፅኡ ደገፍቲ ህወሓት ከምዘይቕበሎ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኣሜሪካ ብመሪሕነት ህወሓት ብኮንፌደሬሽን ጥምረት ፈጢርና ኢሎም ዝመፅኡ ደገፍቲ ህወሓት ሓይሊታት ከምዝኹንን ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝፈፀሞ ክሕደት…

ነበርቲ ፍሉይ ወረዳ ባስኬቶ ንህወሓትን ሸኔን ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ነበርቲ ፍሉይ ወረዳ ባስኬቶ ከተማ ባላስካ ንግብረ ራዐዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ግብረ ራዕዳውያን ሃገር ንምፍራስን ንምብታንን ዝገብሩዎ ምንቅስቓስ እውን ኮኒኖም። ሃገር ንምድሓን ወፍሪ ህልውና ኣብ…

ሓድነትና ብምጥንኻር ሽርሒ ህወሓትን ሸኔን ክነፍሽል ኢና – ነበርቲ ዞባ ጎፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ጎፋ ዞን ግብረ ራዐደዳውያነ ሕወሓትን ሸኔን ዝኹንን ከምኡ እውን ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍ ሰልፊ ኣካይዶም። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ዶክተር ጌትነት በጋሻው፥ ኢትዮጵያ ጥንታዊ ታሪኽ ዘለዋን ኣርማ ናፅነት ፀለምቲ ህዝቢታትን…

ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣብ ክልል ዓፋር ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣብ ክልል ዓፋር ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ከምኡ እውን ንኣባላት ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ዓፋር ልዕሊ 25 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዝተረከቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ…

ሓሙሽተ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ኣርባዕተ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ 72 ናይ ሕሶት ዜና ሰሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲኤንኤን፣ ኣልጀዚራ፣ ቢቢሲ፣ ኣሶሼትድ ፕረስን ፍራንስ 24 ዝተብሃሉ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ መዓልቲ 72 ናይ ሕሶት ዜናታት ከምዝፈነዉ ተሓቢሩ። ኣብ ቴሌቪዥን ኢቢኤስ ዝመሓላለፍ መደብ ቴክቶክ ኣሰናዳኢ ዝኾነ ሰሎሞን ካሳ…