Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ገለገሊኦም ኣውያትና ከሕድጉና ይፍትኑ ኣለዉ – ዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገለገሊኦም ኣውያትና ከሕድጉና ይፈትኑ እምበር፤ ኣብ ኢትዮጵያዊነትና ዝተመስረተ ክብሪን ሓድነትን ክነኽኡና ኣይኽሉን” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ምኽንያቱ ድማ ንሕና ብብራኸ፣ ብፅንዓትን ሓድነትን ንኢትዮጵያ ደው ንብል፥ ኩሩዓት…

እስራኤል ብገበን ኲናት ዝጥርጠሩ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ንምምላስ ቃል ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍቢ ሲ)እስራኤል ገበን ኲናት ፈፂሞም ናብ ሃገራ ዝኣተዉ ውልቀ ሰባት ናብ ኢትዮጵያውያ ክምለሱ ንምግባር ቃል ከምዝኣተወት ተሓቢሩ። ኣብ ቀረባ እዋን ብኣውሮፕላን ናብ እስራኤል ካብ ሞንጎ ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ገበን ኲናት ፈፂሞም ከምዝተረኸቡ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ዝፍጠር ፀግም ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍታሕ ብ85 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ዝፍጠር ፀግም ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍታሕ ብ85 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ተሓንፂፁ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀትን ምዕባይ ዓቕሚን ተግባራዊ እናተገበረ ከምዝኾን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት…

ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብ ማይ ካድራ ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ተሓታቲ ዝገብር ወፍሪ ክጅመር ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ማይ ካድራ ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ዘርኢ ኣብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ተሓታቲ ዝገብር ወፍሪ ክጅመር ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ቀዳማይ ዓመት መዓልቲ ዝኽረ ሰማእታት ማይ ካድራ ትማሊ ምሸት ኣብ ከተማ ጎንደር ብስነ-ስርዓት ፀሎት ህሊናን…

ንሕና ንተፋሰስ ሃገራት ቅኑዕ ኣመለኻኽታ ኣለና ንሳቶም ግን ብዛዕባና ኣይግድሸምን – ኡስታዝ ጀማል በሽር

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢትዮጵያውያን ንተፋሰስ ሃገራት ኣባይ ቅኑዕ ኣመለኻኽታ የሃልዎም እምበር ንሳተን ግን ብዛዕባ ኢትዮጵያውያን ኣይግድሸንን ክብል  ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ መንቅሒ ማሕበረሰብ ዝኾኑ ኡስታዝ ጀማል በሽር ተዛሪቦም። እቲ መንቅሒ ማሕበረሰብ ምስ ፋና…

ንሰራዊት ሓገዝ ካብ ምግባር ሓሊፉ ናብ ግምባር ንምዝማት ከምዝተዳለዉ ሰብ ሃፍቲ ድሬዳዋ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ድሬደዋ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምቅላዕን ንሰራዊት ምክልኻል ንምድጋፍን መድረኽ ምንውዕዋዕ ኣካይዶም። ኣብቲ መድረኽ ድማ ብገንዘብን ብዓይነትን ካብ ዝገብሩዎ ሓገዝ ብተወሳኺ ክሳብ ግምባር ንምውጋእ ድሉዋት ከምዝኾኑ እቶም ሰብ ሃፍቲ…

ፀብፃብ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ጎንፂ ኣመልኪቱ ዝተኻየደ ምርመራ ዓለም ለኸ ተቐባልነት ረኺቡ – ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ምስ ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብሓባር ኣብ ጎንፂ ትግራይ ኣድሂቦም ዘካየዱዎ ምርመራ ሪፖርት ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ዓለም ለኸ ተቐባልነት ምርካቡ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ…

ካብ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኸ  ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ። ዳይሬክተር ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን ኣይተ ፀሃዬ ይነሱ፥ ዓቕሚ ዕድጊት መፍረይቲ ኢንዱስትሪ…

ኣምባሳደር ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣርቴም ኣዝናውሪያን ንዑደት ስራሕ ድሬዳዋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣርቴም ኣዝናውሪያን ንዑደት ስራሕ ድሬዳዋ ኣቲዮም። ነቶም ኣምባሳደር፥ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ከተማ ድሬዳዋ ኣይተ ገበየሁ ጥላሁንን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን ኣይተ ሚካኤል እንዳለን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ…

ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ብዙር ካብ ዝገበረቶም 4 ፀወታታት  ኩሎም ብምስዓር ሻምፒዮን ኮይና። እታ ሃገራዊት ጋንታ 12 ነጥቢ ብመሓዝ 12 ምስ ዝነበራ ሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ…