ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ወረዳ ዳንጉር፣ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያን ሆስፒታል ቤጂንግ ጥሩነሸ ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ሓገዝ ገይሮም፡፡ ኣብ ዞባ መተከል ነበርቲ ወረዳ ዳንጉርን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ልዕልነት ሕጊ እናኽበረ ንዝርከብ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንከተማ ሃረርን ከባቢኣን ሕፅረት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝቐርፍ ስራሕቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረርን ከባቢኣን ዝነበረ ሕፅረት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሙሉእ ንሙሉእ ዝፈትሕ ስራሕ ከምዝተጀመረ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መተሓላለፊ መስመራትን መከፋፈሊ ጣብያታት ምብራቕ ሪጅን ኣፍሊጡ። ዳይረክተር እቲ ሪጅን ኣይተ ጋሻው እንድሪያስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻል ዝተርኣየ ዕሽሽታ ዋጋ እናኽፈለ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻል ዝተርኣየ ዕሽሽታን ምዝንጋዕን ዋጋ እናኽፈለ ምዃኑ ተገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስሩዕን ክታበት ምክልኻል ኮቪድ-19 ክታበትን ብምድሃብ ካብ መላእ ክፍሊታት እታሀገር ዝመፅኡ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና፣ ሓለፍቲ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ሃዋሳን ቁልቢን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ተኸተልቲ እቲ እምነትን በፃሕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሃዋሳን ቁልቢን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራታት ከምኡ እውን ካብ ዝተፈላለዩ ክፍል ዓለም ዝመፅ በፃሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚን ማሕራዊ ሕይወትን ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ። እቲ ዘተ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዶብ ሰገር ስራሕቲ ንምስራሕ ኢጋድን ሕብረት ኣውሮፓን ክሰርሑዎም ዝግብኡ ጉዳያት ዝምልከት ሓሳብ…
ቴክኖሎጂ ካብ ዝወደቑ ሓፂነመፂን ዝሰርሐ መንእሰይ 40 ጥይት ዝሕዝ ጦር መሳርሒ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብነት ወዳጀ ይበሃል፤ እዚ ወዲ 18 ዓመት መንእሴ ነባሪ ከተማ ጎንደር እንትኸውን፥ ካብ ቁልዕነቱ ጀምሪ ካብ ካርቶንን ካብ ዝወደቑ ነገራትን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ፈጠራ ይሰርሕ ነይሩ ኢዩ፡፡ እቲ መንእሰይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ልዕሊ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣጋይሽ ሰላሞምን ድሕንነቶምን ዝተሓለወ ንክኸውን ኩሉ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ፖሊስ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ዝመፁ ዳያስፖራታትን ካልኦት ኣጋይሽን ድሕንነቶም ዝተሓለወ ንክኽውን ኣብ ስራሕቲ ሆቴልን መዘናግዕን ምስ ዝተዋፈሩ ሓለፍቲ ትካላትን ሰብሞያ ሓለዋን ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ምኽትል ኮሚሽነር ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዘፈር ገበንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ሚኒሰስቴር ፍትሒን ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኢትዮጵያን ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ፍትሒ ፌዴሪኢን ኣመራርሓን ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕን ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኢትዮጵያን ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ሓይሊ ጥፍኣት ህወሓት ዘብፀሖም ጉድኣታት ከምዘተመልከቱ እቲ ማሕበር ኣፍሊጡ። ኣባል ፈፃሚ ስራሕ እቲ ማሕበርን ኣካቢ ቀዋሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መሕወዪ ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይብዳህ ደኒን ገፅ መሬትን ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መሕወዪ ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይብዳህ ደኒን ገፅ መሬትን ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ኮሪያን ብሓባር ዝትግብሩዎ መርሃ ግብሪ መሕወዪ ብለውጢ ከባቢ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ልዕሊ 15 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ልዕሊ 15 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበልቲ ወገናትን ሓገዝ ገይሩ። ካብ ግምባር ክሳብ ደጀን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻልን ኣባላት ጥምረት ሓይሊ ፀፅታን…