Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ቦንጋ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ዞባ ካፋ ከተማ ቦንጋ ተኻይዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ሰልፊ ካብ ኩለን ወረዳታትን ምምሕዳር ከተማ ቦንጋን ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ከምዝተሳተፉ ካብ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ዲጂታል ሉኣላውነት ጉዳይ ብሄራዊ ሉኣላዊነት ሓንቲ ሃገር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፃት ንምልማዕ ዝሓዘቶ ቅዋም ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ናፃ ሃገር ምዃና ዘርኢ ከምዝኾነ ኤጄንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ ጉዳይ ዲጂታል ሉኣላዊነት ብብርኪ ዓለም…

ኣብ ወፍሪ ህልውና መስዋእትነት እናኸፈለ ንዝርከብ ሓይሊ ፀፅታ ዝድግፍ ሰልፊ ተኻየዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ወፍሪ ህልውና መስዋእትነት እናኸፈለ ንዝርከብ ሓይሊ ፀፅታ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ዳውሮ ከተማ ተርጫ ተኻየዱ። ነበርቲ ከተማ ተርጫ እኩይ ተግባር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኮኒኖም፡፡ ኣብቶ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ዙሪያ ወረዳ ተርጫን ምምሕዳር ከተማ…

ኣብ ሱዳን ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝምልከት ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምሳደር ፌ.ዲ.ሪ.ኢ ኣብ ሱዳን ይበልጣል አዕምሮ፥ ኣብ ካርቱም ተቐመጥቲ ንዝኾኑ ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃን መራኸብቲ ሓፋሽ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ መግለፂኦም፥ ሓደ ሓደ…

ጋንታ ኣስቶንቪላ ንስቲቨን ጄራርድ ኣሰልጣኒ ገይራ ሾይማ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ንስቲቨን ጄራርድ ኣሰልጣኒ ገይራ ሾይማ። ኣስቶንቪላ ንዲን ስሚዝን ካባረሩ ድሕሪ ምብራራ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምርካብ እናኣለሸት ፀኒሓ ኢያ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ሊቨርፑል ስቲቨን ጄራርድ ሓዱሽ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ መካረይቲ ሙሉእ ሓበሬታ ተኻረይቲ ንኸመዝግቡ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ መካረይቲ መንበሪ ገዛ ሙሉእ ሓበሬታ ተኻረይቲ ንኸመዝግቡ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ። ኣብታ ከተማ ዝኾነ ይኹን መካረዪ መንበሪ ገዛ ኣብ መምርሒ ፖሊስን ጣቢያታት ፖሊስን ዓሰርተ ሓዲአን ክፍለ ከተማታት ሙሉእ ሓበሬታ ተኻረይቲ ብመሓዝ…

ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ እናገበሮ ዝርከብ ፈተነ ኣይዕወትን – ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ብምግልባጥ መንግስቲ ኣልባን ማእኸል ጎንፂን ንምግባር ብዙሓት ተግባራት ግብረ ራዕዲ ከምዝፈፀመ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዲኤታ…

ኣብ ኣውሮፓ ለበዳ ኮቪድ19 ይስፋሕፋሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ብምኽንያት ቫይረስ ኮቪድ19 ሕይወቶም ዝስእኑ ቁፅሪ ዜጋታት ብ10 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ኣህጉር ኣውሮፓ፥ ካብ ካልኦት ክፍለዓለማት ብዝተፈለየ መልክዑ ዝርገሐን እቲ ቫይረስን በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝስእኑ…

ኣሜሪካዊ በዓል ሞያ ቁጠባ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ትኽተሎ ፖሊሲ ነቒፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካዊ በዓል ሞያ ቁጠባ ኣሜሪካ ዴቪድ ስታይንማን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ትኽተሎ ፖሊሲ ብምንቃፍ ደብዳበ ፅሒፉ። እቲ በዓል ሞያ ከምዝገለፆ፥ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዘሎ ጎንፂ ተተሓሒዡ እናሰጎመቶ ትርከብ ፖሊሲ ዘሕፍር ክብል ፀሪሑዎ። ከም…

ኣብ ወፍሪ ህልውና ጉድኣት ንዝበፅም ኣባላት ሰራዊት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክን ዝተፈላለዩ ቤት ዕዮ ሚኒስትራትን ኣብ ወፍሪ ህልውና ጉድኣት ንዝበፅም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘውፅ ሓገዝ ናውቲ ገይሮም። እቲ ሓገዝ ዝገበሩ ትካላት፥ ኮሚሽን ጉምሩኽ፣ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ…