Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ሬውተርስ ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተተሓሒዙ ናይ ሕሶት ሓበሬታ የጋውሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሬውተርስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፀደቐ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ናይ ብሄር መንነቶም ዘመላኽት መለለዪ መንነት ንኽሕዙ የገድድ ኢዩ ብዝብል ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናጋውሐ ከምዝርከብ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። እቲ መፃረዪ ሓበሬታ፥ ፀብፃብ ሬውተርስ…

ሓድነታ ዝተሓለወ ሃገር ንመፃኢ ወለዶ ንምምሕልላፍ መስዋእትነት ክንከፍል ኢና – ነበር ኣባላት ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድነታ ዝተሓለወ ሃገር ንመፃኢ ወለዶ ንምምሕልላፍ መስዋእትነት ክንከፍል ኢና ክብሉ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝነብሩ ነበር ኣባላት ሰራዊት ገሊፆም። እቶም ኣባላት ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝመፅ ፀላኢ ንምድምሳስ ኣብ ዝካየድ…

ቢሮ ጥዕና ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምና ሓገዝ ገይሩ። ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ተረኺቦም ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ልዕሊ ሃገር ካብ ውሽጢንወፃኢን…

ስዑድ ዓረብ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጀማል ዓብደላ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘተኦም፥ ስዑድ ዓረብ ንዘፈር ሃፍቲ ማይ ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ንዝገበረቶ ሓገዝ ገንዘብ 50 ሚሊየን…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰባት ብመንነቶም ይእሰሩ ኣለዉ ብዝብል ዝናፈስ ወረ ሓሶት ኢዩ – ኣምባሳደር ሬድዋን

ኣዲስ አበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሄር መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ ይካየድ ኣሎ ተባሂሉ ዝናፈስ ወረ ሓሶት ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ምስ ኣልጀዚራ…

ስርዓት ኣወሃህባ ልቓሕ ወድዓዊ ኩነታት ተሓሳቢ ብምግባር ተመዓራሪዩ – ሚኒስቴር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ካብ ዝነበሮ ፀገም ተመሓይሹ ለውጢ ምምፃእ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ግምገማ ተኻይዱ፡፡…

ኣብ ዞባ ዋግ ህምራ ዝካየድ ደባይ ውግእ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ዋግ ህምራ ወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት ናይ ወገን ጦር ደሀናን ዝቋላን ኣብ ዝተብሃሉ ክልተ ግምባራት ኣብ ልዕሊ ወራሪ ሓይሊ ዝተጠናኸረ ስጉምቲ ምጥቃዕ እናተወሰደ ከምዝርከብ ተገሊፁ። ካብ ፍልፍላት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ፥…

ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኦሞ እኩይ ተግባር ህወሓትን ሸኔን ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኦሞ ወፍሪ ህልውና ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝቃወምን ሰልፊ ተኻይዱ። ነበርቲ እቲ ዞባ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናብፀሖ ዝርከብ ንዋታዊን ሰብኣዊን ጉድኣት ኮኒኖም። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንሕና እናሃለና ኢትዮጵያ…

“ንህይወቱ እንተይሰሰዐ ነዓና ክብል ንዝዋደቕ ሰራዊት ምግቢ ምቕራብና ትፅቢት ካብ ዝግበረልና እቲ ዝወሓደ ሓላፍነት ኢዩ” – ነበርቲ ዞባ ሰሜን ሸዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ግምባር ንዝተሰለፈ ህዝባዊ ሰራዊት ደጀን ኮይኖም እናሰርሑ ከምዝርከቡ ነበርቲ ዞባ ሰሜን ሸዋ ተዛሪቦም። ነበርቲ ወረዳ ቀወት ከምዝበሉዎ፥ “ንህይወቱ እንተይሰሰዐ ነዓና ክብል ንዝዋደቕ ሰራዊት ደጀን ምዃንና…

ኒውዝላንድ ብሕብረት ኣፍሪካ ዝግበር ድርድር ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ሓገዝ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኒውዚላንድ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ኒውዝላንድ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ዝግበር ድርድር ውፅኢት ከምፅ ኢዩ ኢላ ከምተኣምን ኣምባሳደር ኒውዝላንድ ኣብ ኢትዮጵያን ሕረት ኣፍሪካን ሚካኤል ኣፕተን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ሚኒስትር ማይን…