Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ክልል ኣምሓራ ምልምል ፖላዊስ ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ን9ይ ዙር ዘሰልጠኖም ምልምል ፖላዊስ ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ። እቲ ኮሌጅ ዘመረቖም ምልምል ፖላዊስ ፍሉይ ሓይሊ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝተፈላለዩ ወታደራዊ ምርኢታት ኣርኢዮም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር እቲ…

ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ይዝትዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ምስ ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ፣ ፖሊስ ኮሚሽንን ቢሮ ስፖርትን ብምትሕብባር ኢዩ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምስ ዝተውፃእፅ ልዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ይዝቲ ኣሎ። ኣብታ ከተማ ዘብዒ ሰላም…

ንኣባይቲ ክራይ ቤት ዕዮታት ፌዴራል ዝወፅእ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ወፃኢ ንምትራፍ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ንኣባይቲ ክራይ ቤት ዕዮታት ፌዴራል ዝወፅእ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ወፃኢ ንምትራፍ ፕሮጀክት ሓንፂፁ ስራሕቲ እናሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒሰስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣፍሊጡ። ውሑዳት ዘይበሃሉ ቤት ዕዮታት ፌዴራል ናይ ባዕሎም ቢሮ ዘይብሎም ካብ…

ሰንደቕ ዕላማና ምልክት ናፅነት ኣፍሪካውያን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቅ ዕላማ ኢትዮጵያ ምልክት ናፅት ኣፍሪካዊያን ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም። ኣርማ ናፅነት ኢትዮጵያ ዝኾነ ሓምለዋይ፣ ብጫን ቀይሕን ሰንደቕ ዕላማና ንብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ንቃልሲ ናፅነት…

ዓለም ለኸ መሓዙትና ድሌት ህዝቢ ኢትዮጵያ ከኽብሩ ይግባእ – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ልዕሊ 100 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ንምትርማስ ካብ ውሽጢን ወፃኢን ልዑል ፀገም ፀፅታ ከምዘጋጠመ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። “ኢትዮጵያ ንምድኻምን ብዴሞክራሲያዊ መገዲ ዝተመረፀ መንግስቲ ንምግልባጥን እቶም…

ብሽም ዓለም ለኸ ትካላት ዝፍፀሙ ገበናት መንግስቲ ኣይዕገስን – ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብዘይግቡእ ይእሰሩኒ ኣለዉ ዝብል ክሲ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ ክባላ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። እተን ሓላፊት ምስ ሲጂቲኤን ኣብ ዝነበረን ፃንሒት ውድብ…

ሰላምን ፀፅታን ካብ ምሕላው ጎናጎኒ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ዝተመርሐን ካቢኔ እቲ ክልልን ዘካተተ ልኡኽ ኣብ ዞባ ሸቤሌ ዑደት ገይሮም። እቲ ልኡኽ ኣብቲ ዞባ ብፍላይ ኣብ ወረዳ ቤር ኣኖ ሩባ ዋቢ ሸበሌ ብምጥቃም ብመስኖ ዝለምዐ 75 ሄክታር ዝራእቲ ዝተዓዘበ…

ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ኣምባሳደር ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሓጋዚ ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ ምስ ኣምባሳደር ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵጵያ ዶክተር አላሰቴይር ማክፌይልን ተዛቲዮም። ሓጋዚ ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኢትዮጰጵያን ብሪታኒያን ንነዊሕ ግዘ ዝፀንሐ ታሪኻዊ ርክብ…

ኣብ ግምባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንወፍሪ ህልውና ኣብ ግምባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ዝግበር ሓገዝ ስንቂ ተጠናኺሩ ቀፂሉ። ብመሰረት እዚ ኣብ ክልል ሃረሪ ዝርከባ ኣዴታት ንሰራዊት ምክልኻልን ኣካላት ፀፅታን ዝኸውን ስንቂን እናሰናድኣ ከምዝኾና ካብ…

ኣብ እንግሊዝ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ልዕሊ 152 ሺሕ ፖውንድ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ልዕሊ 152 ሺሕ ፖውንድ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ። ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እንግሊዝ “ሓደ ሽህ ድራር ንግድብ ህዳሰ” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ…