Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ውሕመ ንኢትዮጵያ ዝኸውን 40 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢትዮጵያ ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝን ህፁፅ እዋን ርዳእታን ዝውዕል 40 ሚሊየን ዶላር ምፍቃዱ ኣፍሊጡ። ምክትል ፀሓፊን መተሓባበሪ ሓገዝ ህፁፅ እዋን ሰብ ኣዊ ጉዳያትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርቲን ግሪፍትስ፥ እቲ ገንዘብ…

ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ 4 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሰንጋ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከብ ወገን ጦር 4 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዝግመት ሰንጋ ኣብ መካነ ሰላም ተረኺቡ ሓገዝ ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ዘረከቡ ምክትል ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ በላይነህ የኔሰው፥ ኣብ ግምባር ወሎ ካብ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ዝተኸፈቱ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ዝተኸፈቱ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ምምሕዳር፥ ን3ይ እዋን ሃገር ናይ ምድሓን ፃውዒት ንሰራዊት ምክልኻል፣ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅተን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት…

ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን እቲ ኮሚሽን ብዝገበሮ ክትትል፥ ልዕሊ 26 ነጥቢ 1 ሚሊየን ኣተውቲ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን 3 ነጥቢ 9 ሚሊየን…

ሓይሊ ኣየር ብኤር ፖሊስ ኮማንዶ ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ዔፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብቀዳማይ ዙር ኤር ፖሊስ ኮማንዶ ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ። ብመስዋእትነት ሰራዊትናን ህዝብናን ዘንፀላለወልና ሓደጋ ህልውና እናተመከተ ይርከብ ክብሉ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ንሎጂስቲክስ ኣየር ብ/ጄ ነገራ ሌሊሳ…

ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ህልውና ሃገር ንምድሓን ዝዓለመ ስለዝኾነ ኩሉ ሓላፍነቱ ንኽዋፃእ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓፈሻዊ መምርሒ ሰራዊት እዚ ምዕራብን ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ኣባላት ፖሊስ ክልል ኦሮሚያን ከም ሃገር ኣብ ዝተነበረ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝርዝር ኣፈፃፅምኡን ግደ ኣፈፀምቲ ኣካላትን ተዛቲዮም። እቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፥ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን…

ኣብ ከተማ ባህርዳር ናብ ፍሉይ ሓይሊ ዝፅምበሩ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳር ናብ ፍሉይ ሓይሊ ዝፅምበሩ ምልምል ሰልጠንቲ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ብመዓረርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ መምርሒ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ወይዘሮ ብርሃን ንጉሴን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን…

ፓርቲ ብልፅግናን ፓርቲ ዩናይትድ ራሽያን ርክቦም ንጥንኻር ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ዋና ቤትፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕን ኣምባሳደር ፌዴሬሽን ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቨጌኒ ቴረኺን ርክብ ፓርቲ ብልፅግናን ፓርቲ ዩናይትድ ራሽያን ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ኣድሂቦም ዘትዮም። ኣብ መንጎ እቶም ፓርትታት ቅድሚ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወዲቦም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ ማሕበረሰብ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ውዳበ ህዝቢ ኣጣይሾም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ ማሕበረሰብ ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ። ብነሰረት እዚ ኣብ ክፍለ ከተማታት ልደታ፣ ንፋስ ስልክ ላፍቶን ኣቃቂን ብውዳበ ህዝቢ ኣጣይሾም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ…

ኣብ ግምባር ጋይንት ጋሸና ዝኸተተ ህዝባዊ ሰራዊት ግቡኡ ብብቕዓት እናፈፀመ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ ምዕራብ ጊጃም ናብ ግምባር ጋይንት ጋሸና ዝኸተተ ህዝባዊ ሰራዊት ዝተውሃቦ ወፍሪ ብብቕዓት እናፈፀመ ከምዝኾነ ኣባላት ተዛሪቦም። ኣባላት እቲ ህዝባዊ ሰራዊት ናብ ግምባር ካብ ዝኸዱሉ መዓልቲ ጀሚሩ ሓፈሻዊ ኩነታት እቲ ግምባርን ብዛዕባ…