Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኢትዮጵያ ናብ ሰላም ንምምላስ እናተቓለሱ ከምዝኾኑ ዘመትቲ ግንባር ጋሻና ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ኣብ ዝፈፀሞ ወረራ ብዝበፅሖ ልዑል ክሳራ ዋላ ይባረር እምበር ሜልኡ ቀይሩ ናብቲ ዞባ ንምእታው ዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቓስ ኣይሳኸዐሉን ክብሉ ኣብ ግምባር ጋሸና ዝርከቡ ዘመትቲ ተዛሪቦም፡፡ ህወሓት ኣብዚ ሰሙን ናብ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተለኣኣኽቲ ዝነበሩ 24 ዕጡቓት ኢዶም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተለኣኣኺ ዝኾነን ንባዕሉ ግምባር ናፅነት ጋምቤላ (ግናጋ) ኢሉ ዝፅውዕ ውድብ ኣባላት ዝነበሩ 24 ዕጡቓት ኢዶም ብሰላማዊ መገዲ ሂቦም። ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሻኔን ተለኣኣኺ ብዝኾ ግናጋ ናይ ሕሶት…

ምዕራባውያን ሚዲያታት ንኣፍሪካ ዘለዎ ኣረኣእያ ግጉይ እዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚዲያታትን ትካላትን ምዕራባውያን ንኣፍሪካ ብምዝምልከት ዝፍንውዎም ፀብፃባት ዝተዛብዑ ብምዃኖም ንፍልፍል ሓበሬታ ከምዘይመርፁዎም ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ‘ዘ ቢግ ፎር ኣጀንዳ’ ኣብ ዝተሰመየ መድረኽ ኣብ ዘስምዕዎ…

ጀግንነትናን ታሪኽ ወናኒነት ኣቦታትናን ዝፍተሸሉ እዋን ኢዩ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ጀግንነትናን ታሪኽ ወናኒነት ኣቦታትናን ዝፍተሸሉ እዋን ከምዝኾነ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ ኣብ ከተማ ቡሬ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ኢዩ።…

ኢትዮጵያውያን ንወፍሪ ክተት ዝሃቡዎ መልሲ ንፀላኢ ተስፋ ዘቑረፀ ኢዩ – ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ንወፍሪ ክተት ዝሃቡዎ መልሲ ንፀላኢ ተስፋ ዘቑረፀ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ደሲሳ ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኢትዮጵያውያን ንወፍሪ ክተት ዝሃቡዎ መልሲ…

ኣብ ዓሰርተ ከተማታት መመሓየሺ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ተግባራዊ ክግበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መመሓየሺ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ኣብ ዝተመረፁ ዓሰርተ ከተማታት ተግባራዊ ከምዝግበር ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብምኽንያት ነዊሕ እዋን ዘቑፀሩ መስመራት ዝርገሐ ኣብ ከባብታት ከተማ እናጋጠመ ዘሎ ፀገም ምቑርራፅ ሓይሊ…

ሓደሓደ ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ሓደ ከባቢ ጥራሕ ሓገዝ ንግበር ምባሎም ተቐባልነት የብሉን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተወሰኑ ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ሓደ ከባቢ ጥራሕ ሓገዝ ንግበር ዝብሉዎ ተቐባልነት ዘይብሉ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ከበደ ዴሲሳ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት…

ሊቢያ ናይ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከምዝዓፀወት ተገይሩ ዝጋዋሕ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሊቢያ ናይ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከምዝዓፀወት ተገይሩ ዝጋዋሕ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ኤምባሲ ኣብ ስራሕ ከምዝኾነን ዝናፈስ ወረ ካብ…

ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 51 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍርያታት ኣተዓዳዲጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 51 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍርያት ግብርና ብልዕሊ በ4 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምትዕድዳጉ ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እዚ 17 ሺሕን 690 ቶን ቡን፤ 15 ሺሕነ 445 ቶን ሰሊጥ፣ 3 ሺሕን 24 ቶን…

እዚ እዋን ታሪኽ ንዛረበሉ እዋን ዘይኮነስ ታሪኽ ንሰርሐሉ ኢዩ – ምልምል ሰልጠንቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”እዚ እዋን ታሪኽ ንዛረበሉ እዋን ዘይኮነስ ታሪኽ ንሰርሐሉ ኢዩ ክብሉ ኣብ ብር ሸለቆ መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትድርና ዘሰልጥኑን ዝስልጥኑን ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም። መበል 33 ዙር ምልምል ሰልጠንቲ ንኢትዮጵያ ካብ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ…