Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ቡሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ለይቲ 10 ሰዓት 48 ሰባት ፅዒና ናብ መንፈሳዊ ጉዕዞ ካብ ደምበጫ ናብ ላሊበላ እናተጉዓዘት ዝነበረት ኮድ 3 ዝኾነት ቅጥቅጥ ኣይሱዚ መመላለሲት ህዝቢ መኪና ኣብ ከተማ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብበዝሒ ግልጋሎትን ጉድለት ኣጠቓቕማን ጉድኣት ዝበፅሖም ድልድላት ፅገና ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ብበዝሒ ግልጋሎትን ጉድለት ኣጠቓቕማን ጉድኣት ዝበፅሖም ድልድላት ፅገና እናገበረሎም ምዃኑ ኣፍሊጡ። ቤት ዕዮ እቲ በዓ መዚ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ካባቢታት እታ ከተማ ዝርከቡ ድልድላትን ሓገዝቲ ህንፀታትን መጠን…

ንመፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣሰላ ተርባይን ምስ ዘቕርብ ሰይሜንስ ጋሜሳ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንመፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣሰላ ተርባይን ምስ ዘቕርብ ሰይሜንስ ጋሜሳ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። 100 ሜጋ ዋት ሓይሊ ከፈልፍል ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ምስ ዝግበረሉ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣሰላ፥ ኣብ ሞንጎ ኣዳማን ኣሰላን ዝርከብ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ግዕዝይና ኣብ ምቅላስን ኣብ ህንፀት በስነ ምግባርን ግደኦም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ግዕዝይና ኣብ ምቅላስን ኣብ ህንፀት በስነ ምግባርን ግደኦም ንኽዋፅኡ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ፀዊዑ። እቲ ኮሚሽን “ስነ-ምግባር ኣብ ምህናፅን ግዕዝይና ኣብ ምቅላስን መራኸብቲ ሓፋሽ ዘለዎም ግደ” ብዝብል…

ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ክልል ዓፋር ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ሕብረተሰብ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ሰላም ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ምኽባር ሕጊ ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ክልል ዓፋር ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ሕብረተሰብ ተዛቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ከምኡ እውን…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 573 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 387 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 573 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 125 ሺሕን 622…

ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ዝሰየሞም ሰብ ሞያታት ዘቕረቡዎ ረቂቕ ሰነድ ኢትዮጵያን ሱዳንን እንትቕበለኦ ግብፂ እንተይተቐበለቶ ተሪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ዝሰየሞም ሰብ ሞያታት ዘቕረቡዎ ረቂቕ ሰነድ ኢትዮጵያን ሱዳንን እንትቕበለኦ ግብፂ እንተይተቐበለቶ ተሪፋ። ትማሊ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ አዝተሳለጠ ሰለስተኣዊ ድርድር…

ምንኽባር መሰላት ኣእምሮኣዊ ንብረት መራኸብቲ ሓፋሽ ብፂሒቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ምንኽባር መሰላት ኣእምሮኣዊ ንብረት መራኸብቲ ሓፋሽ ብፂሒቶም ንኽዋፅኡ ቤት ፅሕፈት ኣእምሮኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ ሓቲቱ። እተ ቤት ፅሕፈት፥ ኣብ እንታይነት ምልክት ንግዲ፣ ፓተንት፣ ቅዳሕን ተዛመድቲ መሰላትን ኣመልኪቱ ንሰብ ሞያታት መራኸብቲ ሓፋሽ…

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ን35 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ኢትዮጵያዊ ምትሕብባርን ሓድነትን ዘድሃበ ስልጠና ክወሃቦም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ን35 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ኢትዮጵያዊ ምትሕብባርን ሓድነትን ዘድሃበ ስልጠና ከምዝወሃብ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ንኣመራርሓታት ኣባላት ቀዋሚ ቆሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ስልጠና እናተውሃበ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ ብር 471 ሚሊየን ብዕድጊት ቦንድ ህያብን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ ብር 471 ሚሊየን ብዕድጊት ቦንድ ህያብን ተኣኪቡ። እቲ ብር 471 ሚሊየን ፅዋዕ ግድብ ህዳሰ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ኣብ ዝፀንሐሎም 25 መዓልቲታት ዝተኣከበ እንትኸውን፥ እቲ ፅዋዕ ድማ…