Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ትግራይ ሰፊሕ ምምዝባል ከምተፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ስዒቡ ዓበይቲ ፀገማትን ቅልውላውን ምግጣሙ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ገብረመስቀል ካሳ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ገሊፆም። ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዳርጋ ሙሉእ ንሙሉእ ዝተዛዘመ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 297 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 157 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 297 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 125 ሺሕን 919…

ቦርድ መረፃ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዘውፀኦ መምርሒ ርእይቶ ህዝቢ ንምቕባል ፃውዒት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ዝግበር 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝህሉ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዘውፀኦ መምርሒ ርእይቶ ህዝቢ ንምቕባል ፃውዒት ገይሩ። ቀንዲ ዕላማ እቲ መምርሒ ኣብ ከይዲ እዋን መረፃ ዝርገሐ…

ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 85 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 85 ሚሊየን ምሕላፉ ተገሊፁ። ክሳብ ሕዚ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 85 ሚሊየን 601 ሺሕን 16 ዝበፅሐ እንትኸውን፥ 1 ሚሊየን 853 ሺሕን 15 ድማ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ኣብ…

ውሩይ ዳይና ኩዕሶ እግሪ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ዳይነት ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንብዙሓት ዓማውቲ ዝፍለጡ ውሩይ ዓለም ለኻዊ ዳይና ኣለም ንፀብህ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊም። ዳይና ኣለም ንፀበህ ፀወታታት ካብ ምምራሕ ጀሚሮም ተዓዛቢ ፀወታታት ብምዃንን ብዙሓት ዳያኔ,ኑ ኣምሂሩ ብምብቃቕ…

ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እንዳ ልኳንዳ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ሕፅረት ቀረብ ስጋ ከየጋጥም ምድላው ምግባሩ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እንዳ ልኳንዳ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ሕፅረት ቀረብ ስጋ ከየጋጥም ምድላው ክዝተገበረ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኤጀንሲ ዝመፅኡ በዓላት ልደትን ጥምቀትን ኣመልኪቱ ምስ ኣመራርሓታት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲን ልዕሊ…

ንሰብ ሞያታት ሕክምና ስፔሻሊቲ ስልጠና ንመሃብ ዘኽእል ፈተና ምዘና ብቕዓት ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰብ ሞያታት ሕክምና ስፔሻሊቲ ስልጠና ንመሃብ ዘኽእል ፈተና ምዘና ብቕዓት እናተውሃበ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ፈተና 4 ሺሕን 800 ሰብ ሞያታት ሕክምና ቀዳማይ ዲግሪ ኣብ 22 ማእኸላት እናተውሃበ ከምዝኾነ ኣብቲ ሚኒስቴር ኣተሓባባሪ…

እናተኸለሰ ኣብ ዘሎ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘተኮረ ምስ ተፀዋዕቲ ኣመራርሓታት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኸለሰ ኣብ ዘሎ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘተኮረ ምስ ተፀዋዕቲ ኣመራርሓታት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፖሊሲ ናብ ኣመራርሓታትን ሓፈሻዊ ፈፀምቲን ተፀዋዕቲ ትካላት ክወርድ ንምግባር ዝዓለመ ዘተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ከይዲ…

ነብርቲ ከተማ ሻምቡን ወረዳ ሆሮን ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወለጋ ነብርቲ ከተማ ሻምቡን ወረዳ ሆሮን ንኦነግ ሸኔ ብሰላማዊ ሰልፊ ኮኒኖም። እቶም ሰልፈኛታት “ንልምዓት ማሕለኻ ዝኾነ ኦነግ ሸኔ ብምቅላዕ ሰላምና ክነረጋግፅ ኢና” ኢሎም፡፡ ኦነግ ሸኔ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ዞባ ብተደጋጋሚ…

መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ቀፃልነት ዘለዎ ዕቤት ትካላት ፋይናንስ ዘካተተን ፅሬት ዘለዎ ለውጢ ምጣነ ሃፍቲን ዓምዲ ዘሓዘ ኢዩ – ዶክተር ፍፁም…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ቀፃልነት ዘለዎ ዕቤት ትካላት ፋይናንስ፣ ፅሬት ዘለዎ ለውጢ ምጣነ ሃፍቲ፣ ዓቕሚ ህንፀት ቴክኖሎጂን ዲጂታል ኢኮኖሚን ዘካተተ ዓምዲ ዘሓዘ ከምዝኾነ ኮሚሽነር ኮሚሽን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን። እተን ኮሚሽነር ኣብ…