Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ካብ ደባርቕ ናብ ጎንደር ተፃዒኑ እናኣተወ ዝነበረ ጦር መሳርሒ ተተኮስቲ ጠያይቲን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 7 ሺሕ ናይ ብሬን ክላሽንን ተተኮስቲ ጠያይቲ፣ ሓደ ክላሽን ኮቭ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ባንኪ ሒሳብ ደፋትር፣ ሲም ካርድታት፣ ናይ ብሬን ክሳድ ኣብ ከተማ ደባርቕ ተታሒዞም። ብሄራዊ መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ምስ ሰራዊት ምክልኻል ብዝገበሮ ዝተጠናኸረ…

ኣብ እንግሊዝ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእነታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን  ሓደ ሓደ ምዕራባውያን መንግስታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቶም ሰልፈኛታት መንግስቲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመረፀ መንግስቲ ፅዕንቶ…

ናይ ወገን ጦር ንፀላኢ ምቕፃዕ ኣብ ዘኽእል ቁመና ይርከብ – ዘመትቲ ፃውዒት ክተት

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ናይ ወገን ጦር ኣብ ግምባር ዋግህምራ ብጅግንነት እናተቓለሰ ከምዝርከብን እቲ ጉጅለ እንተይደምሰሱ ከምዘይምለሱ ኣብቲ ግምባር ፃውዒት ክተት ዝተቐበሉ ዘመትቲ ገሊፆም። ናይ ወገን ጦር ንፀላኢ ምቕፃዕ ኣብ ዘኽእል ቁመና…

ነበርቲ ዞባ ደቡብ ኦሞ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 15 ሚሊየን ብርን ሰንጋታትን ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ነበርቲ ክልል ደቡብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 15 ሚሊየን ብርን ልዕሊ 200 ሰንጋታትን ሓገዝ ገይሮም። ካብ ማእኸል ወረዳታት እቲ ዞባ ዝተኣኻኸቡ ሰንጋታት ካብ ጂንካ ከተማን ካብ ወረዳን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓታትን ምፍናው ገይሮምሎም።…

ኣሜሪካ ብዴሞክራሲያዊ መገዲ ዝተመረፀ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክትድግፍ ይግባእ – ኣሜሪካዊት ሜሊሳ ዳቢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ኣሜሪካ ብዴሞክራሲያዊ መገዲ ዝተመረፀ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክድግፍ ይግባእ ክብላ ኣብ ኢትዮጵያ ንዑደት ዝመፅኣ ኣሜሪካዊት ሜሊሳ ዳቢ ገሊፀን። ምስ ግዜኢ ፃንሒት ዝገበራ ኣሜሪካዊት ሜሊሳ ዳቢ፥ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ካብ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ህዝቢ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 33 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ህዝቢ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምቅላስ ዝተሰናድኡ ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 33 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበሩ ምምሕዳር እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ኣመሓዳሪ እቲ ዞባን ኣካቢ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን…

ኣብ ቴክሳስ ዳላስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራታት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ኣተኣኻኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቴክሳስ ዳላስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራታት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝኸውን ልዑል ሓገዝ ገንዘብ ከምዝተኣከበ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍፁም ኣረጋ ገሊፆም። እቶም ኢትዮጵያውያን ንካልኣይ ግዘ ኣብ ዳላስ ቴክሳስ ተኣኻኺቦም ብግብረ…

ግብረ ራዕዲ ህሓት ኣብ ዘበነ ስልጣኑ ሌብነት ክስፋሕፋሕ ገይሩ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህሓት ኣብ ዘበነ ስልጣኑ ኣብ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘይፍትሓውነት ክነግስን ሌብነት ክስፋሕፋሕ ብምግባር ልዑል ጉድኣት ምብፅ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዶክተር ዮሃንስ ኣያሌው ገሊፆም። ቶም ፕሬዚዳንት፥ እናተውሃቡ ዝነበሩ ልቓሓት ብግቡእ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ 5 ክላሽን-ኮቭ ጠብመንጃን 6 ሽጉጥን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣባይቲ ብዝተገበረ ብርበራ 5 ክላሽን-ኮቭ ጠብመንጃን 6 ሽጉጥን ምስ መሰል ጠያይቶም ተታሒዞም። ካብዚ ብተወሳኺ 2 ናይ ኢድ መራኸቢ ራዲዮን ካልኦት ናውቲን ተታሒዞም፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣፅዋራት እቲ…

ዘንፀላለወና ስግኣት ህልውና ብሓድነት ክንስዕሮ ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ወፃኢን ትርቡ ኢትዮጵያውያን ወገናት፣ ሓቂ ንዓለም ንምግላፅ እናገበርኩምዎ ትርከቡ ተጋድሎ ኣዚዩ ዝነኣድ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም። “እዚ ጥንታ ህዝቢ ባናይ ቀረባን ርሑቕን ሓይሊታት…