Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኢትዮጵያ ንኣፈላላይ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኲናት መፍትሒ ኣይኮነን ኢላ ከምተኣምን ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንኣፈላላይ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኲናት መፍትሒ ኣይኮነን ኢላ ከምተኣምን ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዘሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ምስ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ተተሓሒዙ ዘሎ…

ብገበን ኽሕደት ሃገር ተጠርጢሮም ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣመራርሓታትን ጦር መኮንናትን ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብገበን ኽሕደት ሃገር ተጠርጢሮም ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣመራርሓታትን ጦር መኮንናትን ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ፈፌዴራል ኣፍሊጡ። ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ኮሚሽን ፖሊስ…

በዓልቲ ቤትን ውላድን ኣምባሳደር ስዩም መስፍን 50 ሺሕ ብር ዋሕስ ብምትሓዝ ንክወፅኡ ቤት ፍርዲ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓልቲ ቤት ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ወይዘሮ ፈለገ ህይወት በርሀን ውላዶም ኣግኣዚ ስዩምን 50 ሺሕ ብር ዋሕስ ብምትሓዝ ንክወፅኡ ቤት ፍርዲ ፈቒዱ። ነዚ ዝፈቐደ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ቆፀሮ ጊዘ ኢዩ።…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተዘዋወረ ዝነበረ 71 ካርቶን መድሓኒት ከምዘሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኮንትሮባንድ እናተዘዋወረ ዝነበረ 71 ካርቶን መድሓኒትን 57 ካርቶን ሽቶን ከምዘሓዘ መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ክተሓዙ ዝኸኣሉ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ከስዕባ ዝኽእል ሃገራዊ ምንጋዕ ኣቐዲሞም ብምርዳእ በቢግዚኡ ዝተውሃቦም ሓላፍነት ንክዋፅኡ ሕቶ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ከስዕባ ዝኽእል ሃገራዊ ምንጋዕ ኣቐዲሞም ብምርዳእ በቢግዚኡ ዝተውሃቦም ሓላፍነት ንክዋፅኡ ሕቶ ቀሪቡ። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ መራኸብቲ ሓፋሽን ኣብ ሃገራዊ ሰላምን ህዝባዊ ሓድነትን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ…

ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ መገናኛ ውሃ ልማት – ቦሌ ወረዳ 17 ጥዕና ጣቢያ ኣብ ዝተትሐዘሉ በጀት ዓመት ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ መገናኛ ውሃ ልማት - ቦሌ ወረዳ 17 ጥዕና ጣቢያ ኣብ ዝተትሐዘሉ በጀት ዓመት ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ፕሮጀክት መገዲ ቅድም ክብል 800 ሜትሮ ዝኸውን ክፋል እቲ መገዲ…

ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ኣብ ኮሪደር ጁባላንድ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኣገባብ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ኣብ ኮሪደር ጁባላንድ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኣገባብ ተዛቲየን። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብቲ ቀጠና ብዛዕባ ዘሎ ምንቅስቓስ ፀላኢ ዝተላዘባ እንትኾና፥ ኣብቲ ቀጠና ብሓባር ንምስራሕ ተረዳዲአን። ኣዛዚ ሴክተር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሓዊሱ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ኣፍሪካ ተኻቲቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ኣፍሪካ ተኻቲቶም። መፅሄት ኒው ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2020 ኣብ ኣፍሪካ 100 ፈጠርቲ ፅዕንቶ ዕላዊ ገይሩ። እቲ መፅሄት ዕላዊ…

ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሰንዶካን ኣበበ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅግጂጋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሰንዶካን ኣበበ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅግጂጋ ኣቲዩ። እቶም ልኡኻት ኣብ ከተማ ጂግጂጋ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል እንትበፅሑ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ሶማሌ…

ብሰነድ ዝተቐመጠ ብር 23 ነጥቢ 8 ቢሊየን፤ ናብ ገንዘብ ንኽቕየር ኮሚቴ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልዑል ገበርቲ ክፍሊ ብሰነድ ጥራሕ ዘቐመጦ ብር 23 ነጥቢ 8 ቢሊየን፤ ናብ ገንዘብ ንኽቕየር ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት እቶት፣ በጀትን ፋይናንስን ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ፥ ስራሕቲ ምንቅስቓስ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ብኣካል…