Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶብ ናይ ሓባር መፍትሒ ንምምፃእ ዝተፈራረማሉ ስምምዕነት ብወገን ሱዳን ተጣሒሱ – ኮሚሽን ዶብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን አብ ጉዳይ ዶብ ናይ ሓባር መፍትሒ ንምምፃእ ዝተፈራረማሉ ስምምዕነት ብወገን ሱዳን ተጣሒሱ ክብሉ ኣባላት   ኮሚሽን ዶብ ኢትዮ ሱዳን ገሊፆም። ብወገን ኢትዮጵያ ዝተወከሉ ኣባላት እቲ ኮሚሽን ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፤ 28 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ኢግዚእነ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር አብዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዘበን እነኽብሮ ዘለና በዓል ልደት ዘሕለፍናዮ ፈታኒ ተጋድሎን…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ዓመተ 2013 ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሳነ ምምሕዳራት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እቲ በዓል እንተኽብሩ…

ሓላፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ኣብ ሱዳንን ግብፅን ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓላፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ስቴቨን ሙንሽን ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ኣብ ሱዳንን ግብፅን ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ትማሊ ምስ ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብዱል ፈታህ ኣል ሲሲ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ…

ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ዓመተ 2013 ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ኣቦታት፥ ምውላድ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መንጎ እግዚኣብሄርን ደቂ ሰባትን ዝነበረ መንደቕ ፅልኢ ብምፍራስ ሰላምን…

ቤት ፍርዲ ለንደን ጁሊያን አሳንጅ ንኣሜሪካ ንከይወሃብ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ለንደን ዝርከብ ቤት ፍርዲ፥ ንምስጢራት መንግስታት ከቃልዕ ዝፀንሐ መስራቲ ዊኪሊክስ ጁሊያን አሳንጅ ንኣሜሪካ ንኸይወሃብ ወሲኑ። ዳኛ እቲ ቤት ፍርዲ፥ ብጉዳይ ጥዕና ኣእምሮ ጁልያን ስለዘይተኣማመነ እቲ ክሱስ ነብሱ ክቐትል ሓሳብ ከምዘለዎ ምስ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ፃውዒት መተኣኻኸቢ እቶት ህፁፅ ጊዘ ምላሽን ምትካል እግሪን ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ፃውዒት መተኣኻኸቢ እቶት ህፁፅ ጊዘ ምላሽን ምትካል እግሪን ኣቕሪቡ። እቲ ማሕበር ብፀገም ፀፅታ፣ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ሓደጋ ውሑጅ፣ ኮቪድ 19ን ካልኦት ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋታት ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት…

ኣብ ከተማ መቐለ ኣሽከርከርቲ ብምኽኒያት ሕፅረት ነዳዲ ንምንቅስቓስ ከምዝተፀገሙ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ኣሽከርከርቲ ብምኽኒያት ሕፅረት ነዳዲ ንምንቅስቓስ ከምዝተፀገሙ ተዛሪቦም። ጊዚያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብግድኡ፥ ነዳዲ ዝፀዓና ቦቲታት ካብ ጅቡቲ ይመፅኣ ስለ ዘለዋ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ክፍታሕ ኢዩ ኢሉ። ሰብ ዋና ከተማ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 322 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 934 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 322 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 126 ሺሕን 241…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና እንትትዕወት ጋንታታት ሰበታ ከነማን ጅማ ኣባ ጅፋርን ድማ ማዕረ ተፈላሊየን። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀዋታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ…