Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ታሪክ ግቡእ ኣተሓሳስባ ምሓዝ ንዘላቒ ህንፀት ሰላም ዝጎልሀ ረብሓ ኣለዎ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪክ ግቡእ ኣተሓሳስባ ምሓዝ ንዘላቒ ህንፀት ሰላም ዝጎልሀ ረብሐ ከምዘለዎ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ሚኒስቴር ሰላም “ ወግዒ ሰላም፣ ብሄራዊ ምርድዳእ ንዘላቒ ህንፀት ሰላም” ብዝብል ዘዳለዎ መድረኽ ፓነል…

ስርዓት ገዳ ብውርሻ/ቅርስነት ዓለም ዝተመዝገበሉ መበል ራብዓይ ዓመት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቡሌሆራ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስርዓት ገዳ ብውርሻ/ቅርስነት ዓለም ኣብ ዩኔስኮ ዝተመዝገበሉ መበል ራብዓይ ዓመት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቡሌሆራ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ፣ ዞባ ጉጂን እቲ ዩንቨርስቲን ብሓባር ብምዃን ኢዮም እቲ ስርዓት…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01ጥር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሑ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ዑደት ገይሮም። እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓ፥ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ጉምቢ ቦርዶዴ ብመስኖ ዝለምዐ…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ፥ ፕ/ር ሂሩት ንኮሚሽነር ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሕብረት ኣፍሪካ ብሕፁይነት ምቕራበን ደገፎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ፕሮፌሰር ሂሩት ወልደማርያም ንኮሚሽነት ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሕብረት ኣፍሪካ ብሕፁይነት ምቕራበን ደገፎም ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ፥ ፕሮፌሰር…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሓሶት ሰነድ ንምድላው እንትውዕሉ ዝነበሩ ቲተራትን ኮምፒውተራትን ምስ ሓሙሽተ ተጠርጠርቲ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብናይ ሓሶት መግንሒ ፍቓድ ዝገንሕ ካብ ዝነበረ ኣሽከርካሪ ብምብጋስ ብዝተገበረ ወፍሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሓሶት ሰነድ ንምድላው እንትውዕሉ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ቲተራትን ኮምፒውተራትን ምስ ሓሙሽተ…

ባይቶ ክልል ጋምቤላ መበል ሓምሻይ ህፁፅ ጉባኤኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ መበል ሓምሻይ ህፁፅ ጉባኤኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ጁል ናንጋል፥ እቲ ህፁፅ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ሓደ መዓልቲ ፃንሒት በዝሒ ኣባላት እቲ እርከን ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ረቂቕ…

ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣጅማ ጫጫ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ከልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣጅማ ጫጫ ብዕሊ ተጀሚሩ። ነቲ ፕሮጀከት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገርን ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን ብዕሊ ኣጀሚረምዎ። እቲ…

ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ንሓዋሩ ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ንሓዋሩ ተኣጊዶም። መበገሲ እቲ እገዳ፥ ብዝበለፀ ዝያዳ ጎንፅታት ከለዓዕሉ ይኽእሉ ኢዮም ብዝብል ከምዝኾነ እቲ ትካል ገሊፁ’ሎ። ትዊተር ነዚ ውሳነ ዝወሰነ፥ ኣብ ቀረባ እዋን እቶም…

270 ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01  ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ህፃናት ሓዊሲ 270 ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆነስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። 337 ዜጋታት አወን ካብ ሪያድ ከምዝተመለሱ ካብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 345 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 240 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 345 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 127 ሺሕን 572…