Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣምባሳደር ዮናስ ዮሴፍ መቐመጢኡ ኣብ ታንዛኒያ ምስ ዝገበረ ዋና ዳይሬክተር ማእኸል ጂኦ ሳይንስን መዓድንን ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ዮናስ ዮሴፍ መቐመጢኡ ኣብ ታንዛኒያ ዳሬሰላም ምስ ዝገበረ ዋና ዳይሬክተር ማእኸል ጂኦ ሳይንስን መዓድንን ኣፍሪካ ኢብራሂም ሻዳድ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኢትዮጵያ ነቲ ማእኸል ዘለዋ ድጋፍን ካብቲ ማእኸል ብዝበለፀ ተረባሒት ንምግባር…

ቦርድ መረፃ ኣብ ሃገራዊ መፅናዕቲ ኣሳታፋይነት ስርዓተ ፆታ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝምልከት ምስ ሲቪክ ማሕበራት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ መፅናዕቲ ኣሳታፋይነት ስርዓተ ፆታ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝምልከት ምስ ሲቪክ ማሕበራት ይዛተ ኣሎ። ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃ ስዒቡ ድማ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኣብ ፖለቲካን መረፃን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኦስትሪያ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኦስትሪያኣሌክሳንደር ሻለንበርግ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ ጉዳይ ግድብ…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ህፁፅ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ ብሄር ብሄረሰባት ደቡብ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ቤት ህፁፅ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ…

ምትሓዝ መራሕቲ ናይቲ ጁንታ ኣብ ትግራይ ተስፋ ኣእሲሉ ኣሎ – ኣይተ ነቢዩ ስሑል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምትሓዝ መራሕቲ ናይቲ ጁንታ ኣብ ትግራይ ተስፋ ከምዘዕሰለ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣይተ ነቢዩ ስሑል ገሊፆም። ህዝቢ ትግራይ ንዓማውቲ እቲ ስርዓት ከምዘይወድቕ ብምምሳል ዓቢዪ ፕሮፓጋንዳን እናተነዝሐሉን ዓፈና እናተፅዓነን ከምዝነበረ…

ቱርክ ኣብ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ልኡክ ኣብ ቱርክ ከተማ ኢስታንቡል ቢዝነስ ካውንስል ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ምስ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ፣…

ኢንስቲትዩት ስፔስ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ካብ ሳትላይት ዝርከቡ ሓበሬታታት ብግቡእ ኣብ ስራሕ ንኸውዕል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ካብ ሳትላይት ዝርከቡ ሓበሬታታት ብግቡእ ኣብ ስራሕ ከውዕል ከምዝግባእ ባይቶ ወከልቲ ሀህዝቢ ኣተሓሳሲቡ። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሃፍቲ ሰብን ቴክኖሎጂን እቲ ባይቶ፥ ምንቅስቓስ ስራሕቲ እቲ ኢንስቲትዩት…

ኣብ ጉዕዞ ልምዓት ቆላማ ከባቢታትን ሰበኽሳግም ዜጋታትን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግዒ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግዒ፤ አሓደ ጉዳይ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ እቲ ቤት ፅሕፈት ከምዘፍለጦ፥ እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ኣብ ጉዕዞ ልምዓት ቆላማ ከባቢታትን ሰበኽሳግም ዜጋታትን ዘተኮረ ኢዩ፡፡ እዋናዊን…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ፦ ማእኸል መሐገዚ ሕሙማት ልቢ ህፃናት ኢትዮጵያ ንተሓከምቲ ህፃናትን ስድረኦምን ስቓይ ንምንካይ ብናፃ እናሃቦ…

ተወሰኽቲ 463 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 305 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 919 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 463 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 129 ሺሕን 455 ከምዝበፅሐ…