Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፓራክ ኣለፐ ተዛቲዮም። ኣይተ ኣደም ፥ መነግስቲ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘካየዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ ሂቦም። እቲ ቤት ምኽሪ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ካብ…

እስራኤል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ብኹለመዳይ ዓውዲታት ክብ ምባል ትደሊ ኢያ-ሚኒስትር ክልላዊን ከባቢያውን እስራኤል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ አስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ  ሚኒስትር ክልላዊን ከባቢያውን እስራኤል ኦፊር አኩኒስ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብፍላይ ድማ ኣብ ምብራቕ…

ባይቶ ክልል ደቡብ ቀፃሊ ምርጫ ብዝምልከት በዝሒ ተወከልቲ ቤት ምኽሪ ዘውስን ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ዝነበሮ ናይ ሓደ መዓልቲ ፃንሒት፥ ናይቲ ክልል ተወሳኺ በጀት፣ በቢብርኩ ናይ ዘለዉ በዝሒ ተወከልቲ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ፣…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 467 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 848 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 467 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 129 ሺሕን…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዢዩዓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥረ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዢዩዓ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ለበዳ ቫይረስቾሮና፣ ግድብ ህዳሰን እዋናዊ ኩነታት ትግራይን ብፍላይ ኣብቲ ክልል ዘለዉ ሓደሽቲ…

እኩይ ዕላማ እቲ ጁንታ ኣብ ምፍሻል ከይዲ ሓይሊ ኣየር ምንቅስቓስ ሓይሊ ምድሪ ኣብ ምስላጥ ዝለዓለ ብፅሒት ተዋፂኡ ኢዩ – ሜ/ጀ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌ.ዴ.ሪ ኢ ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ፤ እኩይ ዕላማ እቲ ጁንታ ኣብ ምፍሻል ከይዲ ሓይሊ ኣየር ምንቅስቓስ ሓይሊ ምድሪ ኣብ ምስላጥ ዝለዓለ ብፅሒት ከምዝተዋፀአ ኣፍሊጦም። ካብ ማእኸል ናብ ጣቢያ መዋፈሪ ዝንቀሳቐስ…

2 ሺሕን 525 ተተኮስቲ ጠያይቲ ተታሒዞም

አዲስ አበባ ፣ ጥር 6 ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መቆፃፀሪ ጣቢያ ወልዲያ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብተሸከርካሪት ተሓቢኡ እናተጉዓዘ ዝነበረ 2 ሺሕን 525 ጠያይቲ ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ጨንፈር ኮምቦልቻ ኣፍሊጡ። መራሒ ጉጅለ ትምህርቲን ስልጠናን ዓማዊል እቲ ጨንፈር ኣይተ ኣሳምነው ኣዳነ…

ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ስቡ ስሬ ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ስቡ ስሬ ሰላማዊ ሰልፊ ብምክያድ ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም። እቶም ሰልፈኛታት፥ “ኦነግ ሸኔ ኦሮሚኛ ዝዛረብ ወያነ ኢዩ”፤ “ኣብ መቓብር ኦነግ ሸኔን ወያነን ምዕባለና ክነረጋግፅ ኢና” ዝብሉ ጭርሖታት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ሳውሊ ኒኒስቶ ብስልኪ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ሳውሊ ኒኒስቶ ብስልኪ ተዛቲየን። ትማሊ ብስልኪ ኣብ ዝነበረን ፃንሒት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ኩነታት ምብራቕ ኣፍረካን ከምኡ እውን ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣመልኪተን ምዝታየን ቤት ፅሕፈት…

ኣብ ልዕሊ ኦነግ ሸኔ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ልዑል ሓገዝን ምትሕብባርን ህዝቢ ከምዘሎ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኦነግ ሸኔ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ልዑል ሓገዝን ምትሕብባርን ህዝቢ ከምዘሎ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ኮሚሽነር ጀነራል ኣራርሳ መርዳሳ ገሊፆም። ሓይሊ ፖሊስ እቲ ክልል ምስ ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ብምውዳድ ኣብ ልዕሊ እቲ…